Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ- ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ ከብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራቲክ ፓርቲ ትግራይን ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ  ግድብ ህዳሰን ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ…

ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ- ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም። ዩንቨርስቲ ኣሶሳ በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 237 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ…

‹‹ኣምኒስቲ ኢንትርናሽናል ናይ ባዕለይ ፎቶግራፍ ንዝተስሓተ ሓበሬታ ተጠቒሞምሉ›› -ፎቶ ግራፈር ኣማኑኤል ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወለድቲ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ንምውንጃል ዝተጠቐመሉ ፎቶ ሓሰተኛ ምዃኑ ተጋሊፁ። ናይ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ጋዜጠኛ ፎቶግራፍ ዝኾነ ኣማኑኤል ስለሺ ኣብ ትውተር ገፁ ከምዝገለፆ፤ ሻድሻይ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ የካየድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ መጠቓለሊ ፀብፃብ እቲ በጀት ዓመት ዝምልከት ክዝቲ ኢዩ። ፀብፃብ ኦዲት እቲ ምምሕዳር እውን ናብቲ ቤት ምኽሪ ከምዝቐርብን…

ንኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ ምፍናው መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡመድ ኡጁሉን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር አይተ ቴንኩዌይ ጆክንን ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽን ሓለፍቲ ስራሕ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስን እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣዲስ ኣለም እንቻለው እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ…

መንግስቲን ህዝቢን ክልል ሶማሌ ሉኣላዊነትን ናፅነትን ሃገር ንምኽባር ዝኽፈል መስዋእትነት ንደሓር ኢሉ ኣይፈልጥን – መንግስቲ ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ሶማሌ ሉኣላዊነትን ናፅነትን ሃገር ንምኽባር ዝኽፈል መስዋእትነት ንደሓር ኢሉ ከምዘይፈልጥ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ክልላዊ መንግስቲ ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲን…

ንኢትዮጵያ ንምትርማስ ዝግበር ዛዕባ ብፃዕሪ ደቃ ክፍሽል ኢዩ -ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ንምትርማስ ዝግበር ፈተነ ሓይሊታት ውሽጢ ዓዲን ወፃን ብፃዕሪ ደቃ ክፍሽል ኢዩ ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ መክለፂኡ፥ ኣብ ትግራይ…

ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንፃውዒት ልኡኽቶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ድሬዳዋ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልኡኽቶ ሃገር ንምፍራስን ተግባር ግብረ ራዕዲን ንምፍሻልን ንምምካንን ዝቐረበሉ ሃገራዊ ፃውዒት ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ፡፡ ብምዃኑ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር፥ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት…

ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳይንስ ህጻናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳይንስ ህጻናት ኣመሪቑ። እቲ ኣካዳሚ ሳይንስ ኣብ መፅናዕቲ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን መሰረት ዝገበረ ምኽሪታት ብመሃብን ስራሕቲ ምርመራትን እናገበረ ይርከብ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስ ንምዕባይ…