Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድላዪ ፍተሸ ንምግባር ዘኽእሉ ተወሰኽቲ ማሽናት ይትከሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ዝኣቱ ዝኾነ ይኹን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድላዪ ፍተሸ ተገይሩሎም ብቕልጡፍ ናብ ዝድለ ቦታ ንኽፅሕ ዘኽእሉ ተወሰኽቲ መፈተሸ ማሽናት እናተተኸሉ ምዃኖም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ ኣብ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ካሮሊን ራያን ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ክሊ ኤች ኤይ ቪ ኤድስ፣ ክታበት፣ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ኣብ ዝወሃበሉ…

ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ትዴፓ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተሻለ ንጉሴ፥ ህፃናት ንኲናት ምስላፍ ብኢትዮጵያ ይኹን ሕጊ ዓለም ብገበን ዘሕትት…

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ብምትኳር ምስ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ አትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም ምስ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዝብ ተኻየደዱ። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ዘላቒን ዘተኣማምንን ሰላም ንምርግጋፅ መንግስቲ ምስቶም ሰብ ሃፍቲ ኮይኑ መፅናዕቲታት…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ከም ገለፃ እቲ ትካል ኣብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብ43 ሚኢታዊ ክብ ክብል ክኢሉ፡፡ ናሚቢያ፣…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ውሳነ እንትውስን ህዝቢ ብኲናት እንተይተረበሸ ስራሕቲ ሕርሻ ንኸካይድን ኣቕርቦት…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍኖ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ትንኮያ ንምፍሻል ድሉው ከምዝኾነ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ መንግስቲ ክልል ሃረሪ ኣብ መግለፂኡ፥ ህዝቢ እቲ ክልል ብምትሕብባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍኖ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ትንኮያ ንምፍሻል ድሉው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል-ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል-ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት፣ ሰላምን ስርዓት ዴሞክራሲን ህዝቢ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ሪፎርምታት…

ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ሓገዝ ብምጥንኻር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ክቕፅል ይግባእ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ እዋናዊ ኩታት ኣድሂበን ካብታ ከተማ ምስ ዝወፅኣ ደቂ ኣንስትዮ ተዛቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብዚ እዋን ዋጋ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ጎኑ ከምዝኾና ንምርኣይ፣ ሰላም ሃገር…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ናይ ዜግነት ግዴተኦም ከምዝዋፅኡ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ናይ ዜግነት ግዴተኦም ከምዝዋፅኡ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም። እቶም መናእሰይ መንግስቲ ዝወሰኖ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ብዘይምቕባል ዝፍፅሞ ዘሎ ተግባር ግብረ ራዕዲ ከምዘውግዙ ኣፍሊጦም። መንእሰይ ኦባንግ…