ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ንኦን ላይን ሚዲያ ኣዲስ ስታንዳርድ ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኦን ላይን ሚዲያ ኣዲስ ስታንዳርድ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝወፅአ ኣዋጅ ብምትሕልላፉ ከምዘኣገዶ በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ እገዳ ተመሓላሊፉ ዘሎ፥ እቲ በዓል መዚ ብዝገበሮ ክትትል፣ ቅርታን ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ዝቃወም ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናይ ወፃኢ ፅዕንቶን ኢድ ኣታውነትን ብምቅዋም ከምኡ እውን ህፃናት ናብ ውትድርና እናተጠቐመ ዝርከብ ጉጅለ ህወሓት ፅዕንቶ ንኽግበረሉ ዝሓትት ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ትዊተር ብፍላይ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ፣ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሻድሻይ ዓመት ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2013 ምፅዳቕ ሓዊሱ ኣብ 11 ኣጀንዳታት ክዛተ ኢዩ። ኣብ 2013 ዓ.ም ብኣብዝሓ ንካፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን- ኣብዱልፈታህ ኣል-ሲሲ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱልፈታህ ኣል-ሲሲ፥ ግድብ ህዳሰ ናይ ልምዓት እንበር ካልእ ዛዕባ ኣይብሉን ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ንግብፃውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ሱዳናውያንን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሕጋዊ ድርድር ብሰላም ሓቢርካ ንምንባርን ንምምዕባልን የድሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ ናይ ሓባር ዕላማ ምስ ዘለዎም ሓይሊታት ይሰርሕ ኣሎ”-ዶክተር ኣለሙ ስሜ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ ናይ ሓባር ዕላማ ምስ ዘለዎም ሓይሊታት ይሰርሕ ኣሎ'' ክብሉ ኣተሓባባሪ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ገሊፆም። ናይዚ ሰሙን ፅሕተራ ህወሓት ምስ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ዝዛመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ”-ነበርቲ ከተማ ሑመራ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ'' ክብሉ ነበርቲ ከተማ ሑመራ ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ህወሓት ፀላኢ ኢትዮጵያን ትግራይን ኢዩ እውን ኢሎም። ህዝቢ ኣምሓራ ንህዝቢ ትግራይ ሓዉ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም-ተምሃሮ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም ክብሉ ተምሃሮ ገሊፆም። እቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝማሃሩ ተምሃሮ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያን ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፃናት ናብ ኲናት ናይ ምእታው ተግባር ገበን ህወሓት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንኽኹንኖ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሞ ዝርከብ ንህፃናት ብመዐወኒ ሓሽሽ ብምስካር ናብ ውግእ ናይ ምእታው ገበን ማሕበረሰብ ዓለም ክኹንኖ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህጻናትን መናእሰይን ገሊፁ። ዓለም ለኸ ስምምዓት ብምጥሓስ ንህፃናት ናብ ኲናት እናሰለፈ…
ስፓርት ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ እቲ ውድድር፥ ተኣንጋዲት ሃገረ ዴሞክራቲክ ረፐብሊክ ኮንጎ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ብሄራዊ መተሓባበርቲ፣ መኒስትራትን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡ ስርዓተ ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መስከረም 2014 ዓ.ም ዝተኻየደ ጉባኤ፥…