Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ፅዕንቶ ወፃኢን ውሽጣዊ ፅሕተራን ንክምክት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ህዝቢ ልክዕ ከም ቀደሙ ከም ሓደ ሰራዊት ብምዃን ንህልውና ሃገር ደው ብምባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ፅዕንቶ ወፃኢን ውሽጣዊ ፅሕተራን ንክምክት ፃውዒት ኣቕሪቦም ንህዝቢ ትግራይ ዘለና ሓሳብ፤ ንማሕበረሰብ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ደቡብ ኣፍሪካ ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእሰርቲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ነበር ጃኮብ ዙማ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ይግለፅ ኣሎ። ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ውራ  …

ሰራዊት ምክልኻል ትእዛዝ እንትወሃቦ ኣድላይ ዝበሃል ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና እዩ ዘሎ- ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ትእዛዝ እንትወሃቦ ኣድላይ ዝበሃል ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና እዩ ዘሎ ክብሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም። ቶኽሲ ደው ምባል ማለት ንጥይትን መድፍዕን ጥራሕ ኣይኮነን ዝበሉ…

ዕድጊት ስሚንቶ ንምቁፅፃር ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ዕድጊት ስሚንቶ ንምቁፅፃር ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ከምዝተልዓለ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ ከይዲ ዕድጊት ብመርህ ነፃ ዕዳጋ ንክፍፀም ተወሲኑ ኣሎ። ዳይሬክተር ክትትልን ቁፅፅርን ዋጋ ናውቲ ንግዲ…

ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ብሄራዊ ሎተሪን ብሓባር ብምዃን ሕድሳት 100 ኣባይቲ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ብሄራዊ ሎተሪን ብሓባር ብምዃን ሕድሳት 100 ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ዘጀመራ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እተን ትካላት ንዝገበርኡ ተበግሶ…

ተዓዋትነት ኣትሌታት ወነ ተዓዋትነት ኢትዮጵያውነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣፋኒየን። ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ዘለዋ ድሙቕ ታሪክ ንክቕፅል ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝሳተፉ ኣትሌታት ድሙቕ ታሪክ ንክፅሕፉ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓደራ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 392 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ገሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ንይ ምንባር መርሃግብሪ ተኻይዱ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡ ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 350 ሚሊየን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 70 ቢሊየን 670 ሚሊየን ብር ንኽኸውን ንኸውኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 70 ቢሊየን 670 ሚሊየን ብር ንኽኸውን ንኸውኸውን ወሲኑ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ በጀት ዓመት 2014 ንካፒታልን ስሩዕ ስረሕቲን ዕቤት እታ ከተማ ንኽቕፅልን…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ትካል ድሕንነት ሳይበር ንምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ዳይሬክቶሬት ሳይበር እስራኤል ብምትሕብባር ልዝብ ኣካይዶም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ምስ ሚኒስቴር ክልላዊን ከባቢያዊን ምትሕብባር መንግስቲ እስራኤል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ተመዲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ምስ ኤርትራን ቡሩንዲን ተደልዲላ። ትሽዓት ሃገራት ኣብ ዝሳተፋሉን ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦን ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ፥ ምድብል ድልድል ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ 1ይ ምድብ,…