ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 6 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 6 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦ መንበር ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ብምዃኑ ድጋፎም ዝገለፁ እንትኾኑ፥ ኣብቲ መርጫ ዝተሳተፉ ኣካላት እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ፍትሓዊ ድርድር መዕለቢ ንኽረክብ ድልውቲ ኢያ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ክምለስ ንዝገበሩ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብሕቡራት መንግስታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ጁቡቲ ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ቀዳማይ ሚነስትር አቢይ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ድምፂ ብምርካብኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ። እታ ሃገር ብኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢኣ ሊያን ዣኦ ኣቢላ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፈቶ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ ብዓወት ምዝዛማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ንሰለስተ መዓልታት ዘካየዳ እንትኾና፥ ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝሓለፈ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብ ኣዊ ሓገዝ ሒዘን ናብ ትግራይ እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ከምዝኣተዋ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ከምዝገለፆ፥ ኣብ ትግራይ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዘድሊዮም 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘጋጥሙ ፀገማት ሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምጥቃም ብሳይንስን ምርምርን ብምድጋፍ መፍትሒ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ ኣሶሳ ኣብ ዘህነፆ ቤት ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ኣብ ቤት ትምህርቶምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ እንጦጦ ልዕሊ 3 ሺሕ ፈልሲታት ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታተር ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ልዕሊ 3ሺሕ ሃገር በቆል ፈልሲታት ብምትካል ንኢትዮጵያ ንኽደና…