እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ነይሩዎም-ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣይተ ውብሸት ኣየለ ከይዲን ውፅኢትን ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።
እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ከምዝነበሮም ገልፆም።
ፅዕንቶ ኮቪድ ከይዲ…