Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስዋእቲ ብምኽፋል ንህልውና ሃገር ነዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ዝኸውን 2 ቢሊየን በር ንምትኽካብ ቃል ምእታዉ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት…

2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኣብ ትግራይ ንፀገም ንዝተቓልዑ ወገናት ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ይጎዓዓዝ አሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ መንግስቲ ብመሰረት ዝሃቦ ትኹረት ንፀገም ንዝተቓልዑ ወገናት ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ይጎዓዓዝ አሎ። ምግብን ምግቢ ተንከፍን ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምንቅስቓስ ከምዝጀመራ ድማ ተገሊፁ። ዓለም ለኻዊ ትካላት…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ አሕምድ ሺዴን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣርቱሮ ሉዚን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። ኢኢ ሓገዝ ደቀቕቲ ብደቂ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፍልፍል ምትሕብባር ሰለስቲአን ሃገራት ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፍልፍል ምትሕብባርን ካብኡ ንልዕሊን ሰለስቲአን ሃገራት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕል ህዝቢ ሱዳንን ግብፅን ልዑል ፅዕንቶ ከምዘየሕድር…

ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ዝወፅኣን ኣውሮፕላናት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ናብ ወፃኢ ይኹን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበሩ ኩሎም በረራታት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ከምዝግባእ እዋናዊ መፃረዪ ኩነታት ገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ውሳነ በይናዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘስዕቦ ጉድኣት ንምክልኻል ኣብ ዝተሰናድአ ዓለም ለኸ ኣኼባ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘስዕቦ ጉድኣት ንምክልኻል ዘኽእል ገንዘብ ኣብ ዝተኣኻኸበሉ ዓለም ለኸ ኣኼባ ተሳቲፈን። እቲ መድረኽ ብቀዳማይ ሚኒስትር ባንግላዴሽ ዝተፀወዐን ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘስዕቦ ጉድኣት ንምክልኻል…

ሰብ ሃፍቲ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምትእኽኻብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲነ ማሕበረሰብ ንግዲን ንሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምትእኽኻብ ቃል ኣቲዮም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ምስ ሰብ ሃፍቲ መድረኽ ዘተ…

ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣለዎም-ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲቡ። ናይ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሰነ ብኹነታት ለብዒ ቫይረስኮሮና እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ጊዜ ከምዝነበረ ፀብፃባት እቲ ትካል ይሕብሩ።…