ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ-መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ ክብሉ መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛሪቦም።
እቶም መናእሰይ፥ ዓለም ዘጨንቕ ንዘሎ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝሓሸ ኣማራፂ ከመዝኾነ ገሊፆም።…