Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ፖላንድ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ፖላንድ ኣንድርዘጅ ዱዳ ኣቕሪበን። እተን ኣምባሳደር ተቐማጥነቶም ኣብ ጀርመን፣ በርሊን ገይሮም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፖላንድ ኮይነን ተሸይመን ኢየን። ኣብቲ እዋን ድማ ኣብ ክልል ትግራይ…

ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ። ተመረቕቲ ምልምል ወታደራት ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ትምህርቲ በረራ፣ ፅገናን ቴክኒክን ናብ ዝረኽቡሎም ትካላት ከምዝኣትዉ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም  ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ናይ ብሔራዊ ስግኣት ሓደጋ ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽነር ኣይተ ምትኩ ካሳ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ሂቦም። እቲ መብርሂ ምክፍፋል ምግብን ምግቢ ተንከፍ…

ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ምስ ዝገበሩ…

ናህሪ ዋጋ ወርሒ ሰነ ብ24 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣርእዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ወርሒ ሰነ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ብ24 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣርእዩ። ኣብ ወርሒ ሰነ ወሰኽ ዋጋ መግቢ ተንከፍ እውን ብ28 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ። ስጋ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ጠስሚ፣ ቅመማቅመም፣…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክቲታት ልምዓት መፈፀሚ ዝውዕሉ ኣርባዕተ ሰነዳት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ። እቶም ስምምዓት ልቓሕ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝገበረቶም ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ሕድሳት ንምግባር ቅድሚ ክልተ ሰሙን ውዕል ዝተኣሰረ እነትከውነ፥ ብመሰረት እቲ ውዕል ኢዩ ሕድሳት ተጀሚሩ ተባሂሉ። ካፍ ብመሰረት ዝሃቦም ርእይቶታት ከምዝሕደስ ድማ ተገሊፁ።…

ድምፂ ህዝቢ ከምዘኽብሩ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክልል ደቡብ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፂ ህዝቢ ከምዘኽብሩ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክልል ደቡብ ገሊፆም። እቲ ምርጫ ሰለማዊ ንክኸውን ሰፊሕ ድምፂ ህዝቢ ዝነኣድ ከምዝኾነ እቶም ፓርቲታት ኣብ ዘውፅእዎ በዓል 12 ነጥቢታት መግለፂ ቅዋም ዕላዊ ገይሮም። ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተኻየደ መርጫ…

መበል 11 ሓበራዊ መድረኽ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ሓበራዊ መድረኽ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ወተሃደራዊ ቴክኖሎጂ፣ ክእለትን ፍልጠትን ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምዕባይ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር…

ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ተቐንፂሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ሎሚ መዓልቲ ብዕጡቓት ከምዝተቐንፀሉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ጆቨኔል ሞይሴ ኣብ መንበሪ ቤቶም ማንነቶም ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ቀዳማዊት እመቤት እታ ሃገር እውን በቲ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም…