Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ቡሩንዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡሩንዲ  ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ዩጋንዳ ፍሉይቲ ልኡኽቲ ፌዴሪኢን በዓልቲ ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን አለምጸሀይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ማይ፣ ኢነርጂን መኣድንን እታ ሃገር ኢነንጂነር ኢብራሂም…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ትማሊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከምዝተጀመረ እውን ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽዱሽተ ዞባታት እቲ ኩባኒያን 17…

ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ሂቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ፍቃድ ካብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝሃበ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዚ ኣዋጅ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ፅሒፉ።…

ስልጣንን ተግባርን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ንምዝርዛር ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ንምዝርዛር ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼብኡ፥ ኣብ መንጎ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ኢትዮጵያን ነዝተፈላለዩ ፕሮጀክቲታት ልምዓት ንክውዕል ዝተፈረሙ…

ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ። ንፌዴራል መንግስቲ ተዂሲ ተናፀል ደው ንክብል ውሳነ ንክመሓላለፍ ሕቶ ዝቐረበ ህይወት ዜጋታት ካብ ሓደጋ ንምድሓን ከምዝኾነ እቲ…

2 ሺሕን 417 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 417 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝሳተፉ ኣትሌታት ዝገብርዎ ዘለዎ ተሳትፎ ብዝምልከት ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝሳተፉ ኣትሌታት ዝገብርዎ ዘለዎ ተሳትፎ ብዝምልከት ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መናእሰይ ስፖርት ኣካዳሚ ተረኺበን ምድላው ተወዳደርቲ ድሕሪ ምዕዛብ ኣተባቢዐን ንቐፃሊ…

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ብኢንተርኔት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ብኢንተርኔት ተዛቲዮም። ኣብ እቲ ዘተ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዶክተር ሙክታር ከድር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ መበርሂ ሂቦም። እቶም…

ኮቪድ-19 ካብ ዘሕደሮ ፅዕንቶ ንምግልጋል ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራትን ትካላትን ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ካብ ዘሕደሮ ፅዕንቶ ንምግልጋል ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራትን ትካላትን ብምትሕብባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። “ምትሕብባር ዲጂታል ፅዕንቶ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ብዘላቕነት ንምፅዋርን” ብዝብል መሪሕ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዘካይዶ ኣኼባ ዝቃወም ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝነብሩ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ዘካይዶ ኣኼባ ብምቅዋም ኣብ ኒዮርክ ሰልፊ ከምዘካይዱ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…