Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት 4ጂ ኣብ 12 ከተማታታት ብዕሊ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንቴርኔት 4ጂ ኣብ 12 ከተማታታት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ምጅማሩ ንሃገራዊ ዕብየትን ምዕባለን ልዕል ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ…

ኣፈፃፅማ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ክፍለጥ ምግባር እቲ ዓውዲ ንምዝማንን ለውጢ ንምምፃእን ዘኽእል ኢዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ክፍለጥ ምግባር እቲ ዓውዲ ንምዝማንን ለውጢ ንምምፃእን ዝሕግዝ ከምዝኆነ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ፈላማይ ሃገራዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሎጂስቲክስ ዕላዊ ኣብ ዝተገበረሉ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ መደረ…

28 ሰባት ዘሳፈረት ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ጠፊኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤ ኤን - 26 ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝበልዎ እታ ነፋሪት 28 ተጓዓዝቲ ኣሳፊራ ዝነበረት እንትትከውን፥ ምስ ኣብራሪ እታ ነፋሪት ዝግበር ዝነበረ ርክብ ኣብ መንጎ ሃንደበት ተቛሪፁ።…

ልዕሊ ብር 58 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ ብር 58 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትርባንድ ካብ ሃገር እንትወፅኡን ናብ ሃገር እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥…

ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ፀባን ውፅኢት ፀባን ዝኾነ ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ምፍራይ እንስሳት፣ መፍራይ ፀባን ውፅኢት ፀባን፣ ከይዲን ኣጠቓቕማ ዘመናዊ ቴክኖሎጂን ኣተዓሻሽጋ ፍሪያት ኣብ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ መንበሪ ዘኽታማት ብምሕዳስ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ መንበሪ ዘኽታማት ብምሕዳስ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ብዕሊ ጀሚሩ። ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 9 ተረኺቦም መንበሪ ገዛ ዘኽተማት ብምሕዳስ ኢዮም በቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ዝካየድ ስራሕቲ…

ስንብት ኣስከሬ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ስንብት ኣስከሬ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ኮሚቴ ፈፃሚ ቀብሪ ኣፍሊጡ። ስነስርዓት ቀብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ…

ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ  ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብኻልኣይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ  ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብኻልኣይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 104 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብዓውዲታት ፌዴራል ስተዲስ፣ ሊደርሺፕ፣ ፒስ ኤንድ ኮንፍሊክት፣ ኮንፍሊክት ስተዲስ፣ ዴቬሎፕመንት ኮሙንኬሽን ኤንድ ሚዲያ፣ ፐብሊክ ፖሊሲ…

ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ህንፀቱ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ925 ሚሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመትን ፈረቓን ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 500 ሚሊን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 500 ሚሊን ብር ገይሩ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታትን ካልኦት ዛዕባታትን ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ተዛቲዩ። ምክትል ከንቲባ እቲ ከተማ ወይዘሮ…