Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

2 ሺሕን 521 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 521 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኮቪድ ካብ ዘጋጥም ንደሓር ብብርኪ ሃገር 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ተራኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኢኮኖሚ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ብሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዝተመደቡሉ ልዕሊ 3 ሺሕ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ። እቲ ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚ እቲ ዩንቨርስቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ እቲ ባይቶ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣድሂቡ…

ካብ ተግባር ክብርት ዶክተር ኣበበች ጎበና ንሕና እውን ንመሃር-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ህይወት ክብርት ዶክተር ኣበበች ጎበና ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዜና ዕረፍቲ ብሰናይ ተግብረን ዝወዳደረን ዘይብለን  ክብርት ዶክተር አበበች ጎበናን እንትሰምዕ…

ቤት ምኸሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2013 ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኸሪ ክልል ደቡብ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2013 ዝኸውን ብር 2 ቢሊየንን 292 ሚሊንን 810 ሺሕን 681 ኣፅዲቑ። እቲ በጀት ዝተሰለዐ ኣብቲ ክልል ኣተኣኻኽባ እቶትን ባህጊ ሃፍቲን መሰረተ ልምዓትን ብምውሳኹ መሰረት ብምግባር ኢኡ ተባሂሉ።…

ኣብ ወረዳ ወረባቡ ብዘጋጠመ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 400 ሄክታር መሬት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ወረባቡ ብዘጋጠመ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 400 ሄክታር መሬት ጉድኣት በፂሑ። ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግብርና እቲ ወረዳ ኣተ ሙዑዝ መሐመድ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዕስለ ኣምበጣ ካብ 20 ሰነ 2013 ጀሚሩ ኣብቲ ወረደ ተራእዩ።…

ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ኣብታ ክልል ካብ ዘለዎ ዓለም ለኸ ትከላት ከምረጋገፀ ኣፍሊጡ። ዝተፈላለያ ዓለም ለኸ ሚዲያተታእ…

ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከተማታትን ብሕልፈት ህይወት ኣበበች ጎበና ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከተማታትን ብሕልፈት ህይወት ዶክተር ኣበበች ጎበና ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ብሕልፍ ህይወት ዶክተር ኣበበች ጎበና ሓዘን ከምዝተሰመዖ…

ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዶክተር ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንቤተሰብ፣ ፈተውቲን ካልኦት አካላትን ካብ ልቢ ምፅንዕናዕ ምምንዮም ኣብ…