Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ-ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትእ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ኣባላት ቦርድ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምዃን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝበፅሐሉ ብርኪ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ፍሉይ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ኣኼባ ሰዓት 3 ቅድሚ ቀትሪ ጀሚሩ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ቢሸፍቱ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ቢሸፍቱ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዱ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን፣ ሰብ ሞያ ኣብ ዝተረኸብሉ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከብ ሓይሊ…

ክብርት ዶ/ር ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብርት ዶ/ር ኣበበች ጎበና(እዳዬ) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ኣፍሪካዊት ማዘር ቴሬዛ ብዝብል ስያመ ዝፍለጣ  ዶ/ር ኣበበች ጎበና፥ ንደቂ ሰባት ክብሪ ብምሃብ ወለዶም ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝሰኣኑ ክንዲ ኣቦን ኣደን ብምዃን ዝሓገዛ ኢየን።…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንክዛዘም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣተኣማማኒ ኩነታት ኢዩ ዘሎ-  ሌ/ጄ ኣስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንክዛዘም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣተኣማማኒ ኩነታት ኢዩ ዘሎ ክብሉ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል  ሌ/ጄ ኣስራት ዴኔሮ ኣረጋፆም። ሌ/ጄ ኣስራት ኣብቲ ከባቢ ልኡኾም ይዋፅኡ ምስ ዘለዉ ኣባላት…

ኢንጂነር ታከለ ኡማ  ምስ ኣፍረይቲ እምነ በረድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ  ምስ ኣፍረይቲ እምነ በረድ ተዛቲዮም። ኢንጅነር ታከለ ኡማ፥ ሃፍቲ መኣድን ኢትዮጵያ ብብዙሕ መገዲ ዝግለፅ ከምዝኾነ ተዛሪቦም። ብዙሕ መልክዕ ዘለዎ ሃፍቲ መኣድን ኢትዮጵያ ብኣግባቡ ምጥቃም ድማ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመላእ ህዝቢ ዘገለግል እንበር ንሓደ ወገን ደው ዝበለ ኣይኮነን -ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ንመላእ ህዝቢ ዘገለግል እንበር ንሓደ ወገን ደው ዝበለ ኣይኮነን ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ሜጀር ጄኔራል ሙሉጌታ ቡሊ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 265 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ…

ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ኩነታት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ኩነታት ተኻይዱ። ንተዓወትቲ ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት 500 ሺሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ምዕራፍ ተሳተፍቲ ንምዃን ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ድምፃውያን መናእሰይ ካብ…

ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ንዜጋታት ክብሪ ዘለዎ ኣገልግሎት ምሃብ ትፅቢት ይግበረለን-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ንዜጋታት ክብሪ ዘለዎ ኣገልግሎት ብምሃብ ንዘላቒ ሰላምን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምጉልባት ግደአን ክዋፅኣ ትፅቢት ይግበረለን ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። መድረኽ ዘተ ኣባላት ላዕለዎት…

ህዝቢ ኢትዮጵያ ደጀን ዝገበረ ሰራዊት ኩሉ ግዘ ተዓዋታይ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኢትዮጵያ ደጀን ዝገበረ ሰራዊት ፌዴሪኢ ኩሉ ግዘ ተዓዋታይ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። እቲ ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተውሃቦ ልኡኽ ምኽባር ሕጊ በዝግባእ ዝተዋፅአ ከምዝኾነ ገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ…