Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ማረፊያ” ዝብል ስያመ ዘለዎ ፕሮግራም ተሃድሶ ሬዲዮ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት "ማረፊያ" ዝብል ስያመ ዘለዎ ፕሮግራም ተሃድሶ ሬዲዮ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚሩ። እቲ ፕሮግራም ኩሉ ግዘ ዕለተ ሰሉስ ሰዓት ካብ 5:00-900  ብፋና ኤፍ ኤም 98.1 ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ነቲ ፕሮግራም ዋና…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ሙሉእ ንሙሉእ ከኽብር ይግባእ-ቻይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ሙሉእ ንሙሉእ ከኽብር ይግባእ ክብሉ ልኡኽ ቻይና ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ትማሊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ…

ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዓመተ 2013 ይቕበል ኣሎ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ኢዮም ተመዲቦም። እቶም ተምሃሮ ናብቲ ዩንቨርስቲ እንትኸዱ ምንም ዓይነት ስግኣት ክስምዖም ከምዘይብሉን ኩሉ ዓይነት ቅድመ ምድላው…

ብምኽኒያት ምልክት ምንቅጥቃጥ መሬት 2 ሺሕን 303 ሰባት ካብ ከባቢኦም ተመዛቢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ዝዋይ ዱግዳ ብምኽኒያት ምልክት ምንቅጥቃጥ መሬት 2 ሺሕን 303 ሰባት ካብ ከባቢኦም ተመዛቢሎም። እቲ ምልክት ኣብ ዝተርኣየሉ ወረዳ ትዕዝብቲ ዝገበረ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ እቶም ተመዛበልቲ ዘለውሉ ከባቢ ተዓዚቡ።…

 “ኣብ ልቢ ህፃናት ፈልሲ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ልዕሊ 1 ሺሕ ህፃናት ብምኻን መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ  “ኣብ ልቢ ህፃናት ፈልሲ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ልዕሊ 1 ሺሕ ህፃናት ብምኻን መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ተኻይዱ። ምስ እቶም ህፃናት ብምዃን ፈለሲ ዝተኸላ መክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣተኲሩ…

2 ሺሕን 534 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 534 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 534 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ብተናፀል ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ብተናፀል ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንኢዱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ስጉምቲ ናብ ትግራይ…

ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዝፍጠር ዛሕሊ ኣየር ሃፍቲ ማይ ንምውሳኽ ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ይኽእል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዝፍጠር ዛሕሊ ኣየር ሃፍቲ ማይ ንምውሳኽ ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ከምዝኽእል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ትምበያ ኩነታት ኣየር ከምዘሕብሮ ኣብ ዝቅፅል…

ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም። እቶም ሓድጊታት ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኔዘርላንድስ ናብ ጨረታ ክቐርቡን ክሽየጡን ከምዝነበሩ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኔዘርላንድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ከይዲ ጨረታ ንኽቋረፅ…