Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ኣባይ ፍሉይ ስሙ ፍልቅልቅ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ለይቲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ። እቲ ፀገም ብህፁፅ ንምቕራፍ ኣብቲ ከባቢ ፅገና ዝገብር ግብረ ሓይሊ ብምልኣኽ…

ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 45 ሰብ ሞያ ሕክምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሆስፒታላት ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 45 ሰብ ሞያ ሕክምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ። ካብ 11 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ብምምላእ ናብቲ ቦታ ዘምረሐ ጉጅለ ሕክምና ሕፅረት…

ብቖራፅነት ፅኑዓት ዝኾኑ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ -ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምንም ዓይነት ዕንቅፋት እንተጋጠማ እውን ብቖራፅነት ዝፀንዑ ከምዚ ዝበሉ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ከምዝበልዎ፥ “ምፍፃም እኽእል ኢየ” ዝብል ዓወት…

ኣሸባሪ ህወሓት ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ትግራይ ብዘይምንም ወታደራዊ ስልጠና ናብ ጦርነት የሳውሮም ኣሎ-ሙርከኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣  6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ትግራይ ብዘይምንም ወታደራዊ ስልጠና ናብ ጦርነት የሳውሮም ኣሎ ክብሉ ብኣንፈት ዓፋር ብሰራዊት ምክልኻል ዝተማረኹ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ዕድመኦም ንውትድርና ዘይኣኸለን ንኣገልግሎት ብቑዓት…

ኣብ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ዝተዋፈረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ቁፃራት ጁንታ እናዳህሰሰ ይድምስስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ዝተዋፈረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁፃራት ጁንታ ህሓት እናዳህሰሰ ይድምስስ ከምዘሎ ዋና አዛዚ መበል 22 ክፍለጦርን ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት መተከልን ኮሎኔል ሰይፈ አንጌ ኣፍሊጦም። ካልኣይ ዙር…

ኣብቲ በጀት ዓመት ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 90 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመተ 2013 ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 90 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በበጀት ዓመቱ ለሱዳን እና ጅቡቲ 1 ነጥብ 4 ቢሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት የኤሌክትሪክ ኃይል…

ቱሪዝም ንብዙሓት ዘሳትፍ ስለዝኾነ ኣብቲ ዓውዲ ተሳትፍ ዘፈር ውልቀ ቁልፊ ግደ ከምዝፃወት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቱሪዝም ንብዙሓት ዘሳትፍ ልምዓት ስለዝኾነ ኣብቲ ዓውዲ ዕዉት ልምዓት ንምምዝጋብ ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ቁልፊ ግደ ከምዝፃወት ተገሊፁ። ቱሪዝም ኢትዮጵያን ኦዚ ሆስፒታሊቲን ቢዝነስ ግሩፕን ዘፈር ቱሪዝም ብሓባር ንምድጋፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት…

ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ዝተጀመረ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ዝተጀመረ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝክቕፅል ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ተንካይ ጆካ ኣፍሊጦም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ…

ኣብ ክልል ዓፋር ካሊጎማ ሓገዝ እኽሊ ናብ ቦትኡ ምንቅስቓስ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ካሊጎማ ኣሸባሪ ህወሓት ዘስዓቦ ቀውሲ ዝተልዓለ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ሰባት ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ናብ ቦትኡ ምንቅስቓስ ምጅማሩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ  ዝንቀሳቐሱ ሰለስተ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ፣ ናይ ኣምሓራ ብሄራዊ ንቅናቄ (አብን) ፣ ናይ ኣምሓራ ዴሞክራሲያዊ ሓይሊታት ንቅናቄ (አዴሃን)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ፓርቲታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ከሓዲ ትህነግ ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ…