Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ብምኅንያት በዓል መስቀል ይኹን ዝተፈላለዩ ምኅንያታት ርቺት ምትኳ ዝተኸልከለ ኢዩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኅንያት በዓል መስቀል ይኹን ዝተፈላለዩ ምኅንያታት ርቺት ምትኳ ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድሰስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን በዓላት ዝትኮሱ ርቺታት ሽፋን ብምግባር ሰላም ንምህዋኽ ድሌት ዘለዎምውልቀሰባት፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝገዝኡዎ…

ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት 12 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት ልዕሊ 12 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ምግባሩ ሃገር ለኸ ተፀዋዒ እቲ ትካል ይልማ ታየ ገሊፆም። እቶም ሓገዛት ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝተበርከቱ እንትኾኑ፥ ክዳውንቲ፣ እኽሊን መሐለዊ ፅሬትን ዘካተተ ኢዩ፡፡…

ብሕፅረት ሕክምና ህይወቱ ዝስእን ውጉእ ከይህሉ ይስራሕ ኣሎ – ኮ/ል ኤፍሬም ኣመንቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ጉጅለ ሕክምና ኣብ ወፍሪ ህልውና ግንባር ወሎ ንዝርከብ ሰራዊት ውፅኢታዊ ኣገልግሎት ሕክምና እናሃበ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ። ለሰራዊቱ ውጤታማ አገልግሎት በመሰጠት ላይ እንደሚገኝ አስታወቀ። ብሕፅረት ሕክምና ህይወቱ ዝስእን ውጉእ ከይህሉ…

ዞባ ኮንሶ ኣባላት ሰራዊት ሚሊሻ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ሰራዊት ሚሊሻ ኣመሪቑ። ዞባ ኮንሶ ቅድሚ ሕዚ ፀፅታ ሃገር ንምኽባር ኣብ ዝግበር ልኡኽቶ ሃፍቲ ኣብ ምትእኽኻብን ክሳብ ግምባር ብምኻድ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ብምባል ዘለዎ ቆራፅነት…

ካብ ዞባ ኣሶሳን ፍሉይ ወረዳ ማኦን ን2ይ ዙር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ካብ ዞባ ኣሶሳን ፍሉይ ወረዳ ማኦን ን2ይ ዙር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብ ሃገር ንምድሓን ወፍሪ ብምፅምባር ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ንምስላፍ ን2ይ ግዘ ኣብ ዝተገበረ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባርወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባርወፍሪ ፅሬት ኣብ ቤተ ክርስቲያን እስጢፋኖስን ከባቢኡን ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ወፍሪ ፅሬት፥ ኣመራርሓታት እታ ከተማ ምምሕዳር፣ ወለንታውያን መናእሰይ፣ ኣምባሳደራት ፅሬት፣ ኣርቲስታት፣…

ተሳትፎ ሚሊሻታት ዕዙዝ ቦታ ዝወሃቦ ኢዩ – ሌተናል ኮለኔል ለቺሳ መገርሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ብምዃ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝፅዕር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ህሓት ንምድምሳስ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ተሳትፎ ሚሊሻታት ዕዙዝ ቦታ ዝወሃቦ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ግምባር ወሎ ሌተናል ኮለኔል ለቺሳ መገርሳ ገሊፆም። ሚሊሻ…

ዝተመዛበሉ ወገናት መሊስካ ንምጥያሽን ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ንምህናፅን መንግስቲ ምስ ውሕሃ ንምስራሕ ድሉው ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኒውዮርክ ዝገበሩዎ ፃንሒት ስራሕ ጎና ጎኒ ምስ ምክትል ዋና ፀሃፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና ጄኔ መሐመድ ተራኺቦም ተዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሰብ ሙያ ኪነ-ጥበብን መራኸብቲ ሓፋሽን ጅማሮ ምፍልፋል ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ዝዝክር ስራሕቲ ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሙያ ኪነ-ጥበብን መራኸብቲ ሓፋሽን ጅማሮ ምፍልፋል ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ዝዝክር ስራሕቲ ንክሰርሑ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ  ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ግድብ ብክልተ ተርባይናት ቀዳማይ ዙር ምፍልፋል…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ንዝገበሮ ሓገዝ ናእዳ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትራንስፖርት ኣየር ንዝገበረቶ ሓገዝ ንኢዱ። እቲ ማሕበር ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፥ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ዝፀንሐት ሓገዝ ብምንኣድ እቲ ተግባር ኣጠናኺራ…