ንኢትዮጵያን ዝመረፀና ህዝቢን ብእምነት ንምግልጋል ድሉዋት ኢና- ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ
ኣዲስ ኣበባ፤ 13 መስከረም 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኢትዮጵያን ዝመረፀና ህዝቢን ብእምነት ንምግልጋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ሓደሽቲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም።
እቲ ቤተ ምኽሪ፥ ቅድም ክብል ካብ ዝነበሮ ብዝሐሸ መልክዑ ዝተፈላለዩ ድምፂታት ዝስምዑሉ ከምዝኸውን…