ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ሕጊ “ሄር ኢሴ” ኣብ ሓድጊ ዓለም ንምምዝጋብ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተፀሓፈ ባህላዊ ሕጊ ማሕበረሰብ ዒሳ “ሄር ኢሴ” ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንምምዝጋብ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኣቦታት ማሕበረሰብ ኢሳ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሶማሌን ዝተሳተፉሉ ኣብ ባህላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍሉይ ፖሊሲ ኣፍሪካ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትኹረቱ ኣብ ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚክ ዞባ ፖሊሲ ኣፍሪካ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብምትሕብባር ውድብ ሕኑራት መንግስታት፣ ጂኣይዜድ ጀርመንን ሕብረት ኣፍሪካን ዝተሰናድአ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኦሮሞ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ብድነት ወፂኡ ንፈጣሪኡ ምስጋና ዘቕርበሉ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሓለዋ ሓድጊን መፅናዕቲን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጣን መንግስቲ ምሓዝ ዝከኣል ብመረፃን ድምፂ ህዝቢን ጥራሕ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና ቤኒሻንጉል ጉሙዝ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ እቲ ክልል ብመግለፂ ሓደ ሓደ ተናሓናሕቲ ውድባት እንተይተደናገረን እንተይተረበሸን ስልጣን መንግስቲ ምሓዝ ዝከኣል ብመረፃን ድምፂ ህዝቢን ጥራሕ ዝተሓዝ ከምዝኾነ ብምግንዛብ ኣብ ሰላም ከባቢኡ ክቃለስ ከምዝግባእ ፓርቲ ብልፅግና ቤኒሻንጉል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 100 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላፈ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝሓበሮ፥ እቲ ዘተ ኣብ ደምቢ ኣታዊ ግብሪ ፌዴራል፣ ጡረታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ደብረ ብርሃን፣ ሱሉልታ፣ ሰንዳፋ፣ ገርበ ጉራቻን ለገጣፎን ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ 386 ሺሕ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ዳግም መረፃ ዝካየደለን ክልላት መረፃ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዳግም 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንኅካየደለን ውሳነ ዝተውሃበለን ክልላት መረፃ ዕላዊ ገይሩ። ብምዃኑ ድማ ባስኬቶ ፍሉይ ንክልል ቤት ምኽሪን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን፣ ቡሌ - ንክልል ቤት ምኽሪ ክልልን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ፌዴሪኢ ንተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ፌዴሪኢ ንተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ 26 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት እንትኸውን፥ ክዳውንቲ፣ መገልገሊ ኣቑሑትን ምግቢን ዘካተተ ኢዩ። ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ 15 መስከረም ከምዝጣየሽ ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 15 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ክልል ከምዝጣየሽ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ በዶ ገሊፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዝቕፅል ቀዳም 15 መስከረም 2014 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ዝተረኣየ ዕስለ ኣምበጣ ከይስፋሕፋሕ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወረዳ ወረባቦ ተዋስን ወረዳ ክልል ዓፋር ኣብ ዝኮነት ጭፍራ ዕስለ ኣምበጣ ከምዝተርኣየ ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻ ወረባቦ የአንበጣ መንጋ የወረባቦ ኣይተ ማኣዝ መሓመድ ኣፍሊጦም። እቲ ዕስለ ኣምበጣ ምስ ክልል ዓፋር ዝዋሰና…