ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ክግበር ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ክግበር ፀዊዑ።
ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሀጂ ኡመር ኢድሪስ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ…