መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ዝሰርሑዎም ፀብፃባት ሓቀኛ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ሓቀኛ መልክዕ እናርአዩ ከምዝርከቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ዝሰርሑዎም ፀብፃባት ሓቀኛ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ሓቀኛ መልክዕ እናርአዩ ከምዝርከቡ ኣብ ግምባር ዝተሳተፉ ጋዜጠኛታት ጦር መኮንናትን ገሊፆም።
ጋዜጠኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዙፋን ካሳሁን፥…