ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ዝተመነየ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ፈሺሉ – ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ደልዩ ዝነበረ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ከምዝፈሸለ ዋና ኣዛዚ 8ይ መካናይዝድ ክፍለ ጦር ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ ገሊፆም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ቲሃ ቁፅሩ ካብ 1 ሺሕን 200 ክሳብ 1…