ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ እቲ ትካል ናይ…