Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ትሕቲ ወራር ህወሓት ዝርከባ ከባቢታት ኣብ…

ሙሩኻት እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ቲሃ ሸሊኾም ዝነበሩር ብሰራዊት ምክልኻል ዝተማረኹን ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም። ኣብ ሱዳን ወታደራዊ ስልጠና ወሲዶም ብወገን ቲሃ ኲናት ብምኽፋት ከተማ ጎንደር ንምቁፅፃር ዕላማ ከምዝነበሮም ኢዮም…

ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምምካት ተዳሊና ኢና – መናእሰይ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ከተማ ወሊሶን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምምካት ከምዝተዳለዉ መናእሰይ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ከተማ ወሊሶን ገሊፆም። ካብቲ ዞባን ምምሕዳር ከተማ ወሊሶን ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ወረዳ ደላንታ ዝኣተወ ሓይሊ ጁንታ ይውቃዕ ኣሎ – ምምሕዳር እቲ ዞባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ሰለስተ ጣቢያታት ወረዳ ደላንታ ዝኣተወ ሓይሊ ጁንታ ካብቲ ከባቢ ንምልቃቕ ልዑል ቃልሲ እናገበረ ከምዝኾነ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ። ብከባቢታት ወረባቦን ተሁደሬን ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ሓይሊ ተወቒዑ ከምዝወፅአ ዝገለፁ…

ዓቃቢ ሰላም መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ኢዩ – ጉጅለ ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዬ ዝርከብ ዓቃቢ ሰላም መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብብቕዓት ክዋፃእ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ጉጅለ ኢኒስፔክሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣረጋጊፁ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮሎኔል ሌንጮ…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ንኽንበር ዘመሓለለፉዎ ትእዛዝ ክስርዙ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ-ኣሜሪካውያን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ክንበር ዘመሓላለፉዎ ትእዛዝ ክስርዙ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ-ኣሜሪካውያን ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኩነታት ኢትዮጵያ ዘየገናዘበ ዝበሎ እቲ…

እዚ ምዕራብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ብኹለመዳይ ኣውዲ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ – ብ/ጀነራል ሰይድ ትኩዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ብኹለመዳይ ኣውዲ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ብርጋዴር ጀነራል ሰይድ ትኩዬ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ዝርከብ ቀረብ ሎጂስቲክስ ኣመልኪቶም…

ኣፈ ጉባኤታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዋ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ…

ኢትዮጵያውያን ካብ ቁርሶም ቀኒሶም ንተፈናቐልቲ ክበፅሑሎም ይግባእ-ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወ/ሮ ሽታዬ ምናለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ካብ ቁርሶም ቀኒሶም ንተፈናቐልቲ ክበፅሑሎም ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ብት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሽታዬ ምናለ ፃውዒት ኣቕሪበን። ወይዘሮ ሽታዬ ምናለ ሓዊሱ ሚኒስትረት ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ነይ ኣዲስ አበባ ከተማ ምምሕዳር…

ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ “የነጩ ፖስታ ጎርፍ ለነጩ ቤተመንግስት” ምንቕናቕ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ "የነጩ ፖስታ ጎርፍ ለነጩ ቤተመንግስት" ምንቕናቕ ተሳቲፎም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያን ከፍርሳ ኢየ ኢሉ ብምልዓልን  ህፃናት ሓዊሱ ብምስታፍን ብዝኸፈቶ ጦርነት ብዙሓት ሰብዓዊን  ቁሳዊን ጉድኣት…