Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ብኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ብምርካብ ኣዘራሪበን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጳያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ካብ ፍልፍሉ ንምስማዕን ንምድራቕን ብምምፅአን…

ኢትዮጵያን ሞሮኮን ሰነድ ስምምዕነት ዘመናዊ ዱኽዒ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባኒያ መንግስቲ ሞሮኮን ኣብ ዓመት 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት ናይ ፋይናንስ ሚኒስትር ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽን ኦሲፒ ኩባንያን ኢዮም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ…

ተጫወትቲ ባህላዊ ሙዚቃ ኣብ ግንባር ብምኻድ ሓየለ ፀጥታ ኣለዓዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርቲስት  ሰማኸኝ በለውን ዋኘው አሸናፊን ኣብ ግምባር  ብምርካብ  መከላከያ ሰራዊቱ፣ ፍሉይ  ሓይሊ፣ ፋኖን ሚሊሻንኣለዓዐለም። ንኢትዮጵያ ክብሪ እንትበሃል ኣብ ጫካን ገደልን ዝዋደቑ ዘለዉ ንኹሎም ኣባላት ሰራዊ ክብሪን ምስጋናን ይግባእ ኢሎም።…

ኣብ ኣምሓራ  ክልል ህወሓት ልዕሊ 20  ሆስፒታላትን  277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣውዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ሚንስቴር ዲኤታ ጥዕና  ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ግጅለ ልእኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ናይ ጥዕና ትካላት ጎቢኒዮም፡፡ ኣብቲ ዑደትካብ ጥዕና ሚኒስትር ፣ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ኣምሓራ ክልል ጥዕና ቢሮንዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ”የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣባላት ካቢንኤንን "የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት"  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚሮም። "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት"  ብዝብል ሃገራቲ ወፃኢ ብፍላይ…

ላ/ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)<span;> ላዕለዋየዕ ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም። <span;> ኢትዮጵያ ንምፍራስ ምስ ናይ ወፃኢ…

ኣሜሪካ ሉኣላውነት ኢትዮጵያን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ዝካየድ ዘሎ ተግባራት ከምእትድግፍ ኮንግረንስ እታ ሃገር ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስረም፣ 14 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስናይ ኣሜሪካ ናይ ኮንግረስ ኣባላት ተዛቲዮም። ነቶም ኣባልት ኮንግረንስ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር እተካይደ ብዛዕባ ዘላ ተግባር መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣባላት ግጅለ ልኡኽ…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዶ/ር ጀማል ኣባፊጣ፥ ኣብ ሱማሌ ላንድ ሃርጌሳ ካምፓስ ብኒውትሬሽን ዘሰልጠኖም 19 ተምሃሮ ካልኣይ ዲግሪ ምምርቑ ተዛሪቦም። እቲ…

ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን እትገብሮ ንዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ክታበትን ካልኦት…

ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘምሃሮም 6793 ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ሸውዓተ ቀፅሪታት ልዕሊ 40…