ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ድሕሪ ብዙሕ ሕማም ኣብ መበል 84 ዓመቱ ከምዝሞቱ ተገሊፁ። መራሒ ኣልጀርያ ብምዃን ንኣስታት 20 ዓመታት ዝመርሑ ቡተፍሊቃ፥ ኣብ 2019 ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ሓምሻይ እብረ ስልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝም ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፅሩይ ቤት ትምህርቲ ንትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምንቕናቕ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶ/ር ኢ/ር ጌታሁን መኩሪያ፣ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢ/ር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን ኢነርጂን ኣብ ኣመሓራ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕዲ ንዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መፀገኒ ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን ኢነርጂን ኣብ ኣመሓራ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕዲ ንዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መፀገኒ ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ነቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ኣገኘሁ ተሻገር ዘረከበ እንትኸውን፥ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብክፍሊ ትምህርቲ ጥዕናን ሕጊን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብክፍሊ ትምህርቲ ጥዕናን ሕጊን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዶክትሬት ሕክምናን ካልኦት ዘፈራት ሕክምናን ብቀዳማይ ዲግሪ ዘሰልጠኖመር ተምሃሮ ኢዩ ፅባሕ ከምርቕ፡፡ ምክትል ኣካዳሚክ ዲን እቲ…
ስፓርት ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ጋንታታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ውድድር ዝሳተፋ ጋንታታት ስነ-ስርዓት ምውፃእ ድልድል ተሳሊጡ። ብመሠረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቅሉዕ ደብዳበ ልኢኾም Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ኣህጉራዊን ኩነታት ኣድሂቦም ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ቅሉዕ ደብዳበ ልኢኾም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ደብዳበኦም፥ “እዚ ደብዳቤ ኣብ ንፅሕፈሎም እዋን ጭካነ ብዝተመልኦ ተግባር ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ስርዓት ኣልቦ ዝዓሰላ ማእኸል ስቓይ ኮይና ኣላ – ትዴፓ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ንዓቅመ ኣዳም ዘይባፅሑ ሰገናት ናብ ኲናት ዝጓሓፉላ፣ ስርዓት ኣልቦ ዝዓሰላ ማእኸል ስቓይ ከምዝኾነት ምክትል ሓላፊ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ኣይተ ተስፋየ ኣለማየሁ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋየ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣብ ከተማ ሑመራ ንዝርከቡ ተጎዳእቲ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝራእቶም ክእክቡ ዘይከኣሉን ንብረቶም ዝዓነዎምን ኣብ ከተማ ሑመራ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ተገይሩሎም። ሓላፊ መተሓባበሪ ከተማ ሑመራ ኣይተ ተሸመ ስዩም፥ እቲ ሓገዝ ንራብዓይ ዙር እናተውሃበ ከምዝርከብን ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ኢትዮጵያ ብብዝሒ ንምግዛ ድሌት ኣለኒ – ባህሬን Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻምበር ንግዲን ኢንዱስትሪን ባህሬን ፍርያት ኢትዮጵያ ብብዝሒ ንምግዛእ ፍቓደኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር፥ ምስ ኣቦ መንበር ቻምበር ንግዲን ኢንዱስትሪን ባህሬን ካሊድ አሊ ራሽድ…