Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ኣብ ክልል ሃረሪ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦዲን በድሪ እቲ ወፍሪ ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን፥ ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናተንቀሳቐሰ ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ህወሓት ሕልሚ ኢዩ – ዘመትቲ መናእሰይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገሮም ብወታደርነት ብምግልጋል ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕልሚ ንምግባር ከምዝተዳለዉ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፀምበሩ ዘመትቲ መናእሰይ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ተዛሪቦም። ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር…

ወፍሪ ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑ ተምሃሮ ዝውክል ኢዩ – ዶ/ር ኢ/ር ጌታሁን…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲ ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምፍላጥ ዝተጀመረ ወፍሪ “ወፍሪ ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ክታሞም ብምንባር ኣጀሚሮም። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ግብረ ራዕዲ…

ዝኾነ ይኹን ዜጋ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይሻራዊ ክኸውን ኣይኽልን – ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ዜጋ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይሻራዊ ክኸውን ኣይኽልን ክብል ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ጥምረት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት፣ ኣቢያተ ክርስቲያናት፣…

ኣብ ኢትዮጵያ ጥዑይን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ሓዱሽ መንግስቲ ክኸውን ኢዩ –  ዶ/ር ነመራ ገበየሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጥዑይን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝኸውን ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ነመራ ገበየሁ ኣፍሊጡ። ዶክተር ነመራ፥ 24 መስከረም ዝጣየሽ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓማውቲ ኣብታ ሃገር…

ሆስፒታል ንፋስ መውጫ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዕንወት በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሆስፒታል ንፋስ መውጫ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ከምዘብፀሐ መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ብርሃን ሙሉገሊፆም። ኣቑሑት ሕክምና እቲ ሆስፒታል፣ ማሽናት ላብራቶሪ፣ ኣፋውስን ዝተፈላለዩ ኣቑሑት መገልገሊን እቲ…

ሓለፍቲ ስራሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ምግስቲ ናብ ግምባር ማይ ፀብሪ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ምግስቲ ጀጋኑ ንምርኣይን ብጉጅለ ትህነግ ዝተጎድኡን ወገናትን ንምርኣይ ናብ ግምባር ማይ ፀብሪ ኣቲዮም። ሓለፍቲ ስራሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ምግስቲ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ነበርቲን…

ወፍሪ ትዊተር “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ናይ ማሕደር ምስሊክቕየር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ትዊተር “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 7፡07 መርሃ ግብሪ ምቕያር ማሕደር ምስሊ ከምዝካየድ ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ እቲ ወፍሪ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያውያን ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብቲ ዝተፀርሐ ሰዓት ምስሊ…

“ምስ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ውፅኢታዊ ልዝብ ኣካይድና” – ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ዝርከባ ሃገረ ስብከታት ጳጳሳት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዛዘካየዱ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ዝርከባ ሃገረ 12 ስብከታት ሊቃነ ጳጳሳት ኣፍሊጦም። ኣብ ዝሓለፉ ኣክልተ መዓልቲታት ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካ እናተዛተዩ ዝፀንሑ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ…

ንህልውና ሃገር ብሓባር ደው ብምባል ዕላማ ጁንታ ንምኽሻፍ ድልዋት ኢና ክብሉ መናእሰይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነህልውና ሃገር ብሓባር ደው ብምባል ዕላማ ጁንታ ንምኽሻፍ ድልዋት ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ደሴ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ገሊፆም። እቶም ስልጠነኦም ዝወድኡ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ፃንሒት ዝገበሩ መናእሰይ÷ ከባቢኦምን ሃገሮምን ንምሕላው ዘኽእል…