ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝተብሃላ 11 ኣብያተ ትምህርቲ ኣፍልጦአን ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝተብሃላ 11 ኣብያተ ትምህርቲ ኣፍልጦአን ተሰሪዙ። ዋና ኣካያዲት ስራሕ በዓል መዚ ምርግጋፅ ፅርየት፣ ሙያዊ ብቕዓትን ምዘናን ትምህርቲን ስልጠና እታ ከተማ ወይዘሮ ሸዊት ሻንካ ከምዝበለኦ፥ ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግንባር ወሎ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ይድምሰሱን ኢዶም ይህቡን ኣለዉ-መኮንናት ጦር እቲ ግንባር Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግንባር ወሎ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ይድምሰሱን ኢዶም ይህቡን ኣለዉ ክብሉ መኮንናት ጦር እቲ ግንባር ተዛሪቦም። ኣብቲ ግንባር ዕጡቓትን መሳሪያታትን ፀላኢ ይማረኹን ይድምሰሱን ፀላኢ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ኪሳራ ይበፅሖ ምህላዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ካብ ዘለኒ ነክየ ንምኸተ” Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ “ካብ ዘለኒ ነክየ ንምኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ነባር ጉዱኣት ኣካል፣ ተሃድሶ ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን ማእኸላት ልምዓት ተጎዳእቲ ማሕበራዊ ፀገማትን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ትርፎም ጥራሕ ካብ ዝሓስቡ ሃገር ከድሕኑ ይግባእ – ኣይተ መላኩ ኣለበል Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ፈተና ዝበፅሖን ፈታኒን ስለዝኾነ ብፍላይ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ትርፊ ጥራሕ ካብ ዝሓስቡ ሃገር ከድሕኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣተሓሳሲቦም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝፀንሐሎም 27 ዓማውቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ ናይ 11 ኣህጉረ ስብከታት ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተራኺቦም ተዛቲዮም። እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ዘተኦም፥ ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ነቶም ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ – ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ - ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ 92 ኪ.ሜ ዝሽፍን ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ - ባቱ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ኣብ ወፍሪ ህልውና ብምስላፍ ደም ንዘድሊዮም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊን ደም ለጊሶም። ሃገር ንምኽባር ኣብ ግንባር ዝቃለሱን ህይወት ዝኸፍሉ ዘለዉን ኣባላት ሰራዊት ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ምስ ዩንቨርስቲ ወላይታ ብምትሕብባር “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ከኣካላት ብምዃን ሃገራዊ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ንግብረ ራዕዲታት ድጋፍ ብምሃብ ገበን ዝተጠርጠሩ 15 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ልዕሊ ንግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ድጋፍ ብምሃብ ገበን ዝተጠርጠሩ 15 ውልቀ ሰባት ክሲ ከምዝተመስረተ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋና ኣቃቤ ህጊ እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣይተ ኣዩብ አህመድ ንግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ብምፅምባር ክታሞም ኣንቢሮም። ሓቃዊነት ኢትዮጵያ ንመላእ ዓለም ንምፍላጥ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ”…