ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ። <span;>ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ከምዘፈልፍል ትፅቢት ዝግበረሉ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ዩኒት አብ ዩኒት 10 ናይ ተርባይን ጀነሬተር ተሽከርካሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንክቕፅል ኢትዮጵያ ዘርኣቶ ቁርፀኝነት ንንእድ-ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ኣብ ክልቲኣዊ ግዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ወሎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው እናተጋደደ ከምዝመፅአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ዘለ ሰብኣዊ ቅልውላው እናተጋደደ ከምዝመፅአ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሓደጋን ድልውነትን ውሕስነት ምግብን ኣይተ ኣለሙ ይመር ገሊፆም። ኣይተ ኣለሙ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ። ኢትዮጵያ ንዝገበረትልኩም ፃውዒት ዝሃብክምዋ ህፁፅ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱጀባር መሀመድ ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ሚስተር ስኮት ዌበር ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኢንተርፒስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ህንፀት ሰላምን ዘላቒ ናይ ምግባር ፕሮጀክትን ዘድሃበ ኢዩ ተባሂሉ። እተን ፕሬዚዳንት፥ ዘላቒ ሰላም ክመፅእ…
ቢዝነስ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ገድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ 1 ቢየንን 263 ሚሊየንን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ክሳብ 30 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ንመንግስቲ ኢዶም ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ውሑዳት መራሕቲ ጁንታ ብዘለዎም ስግብግብ ድልየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጄንሲ ዶክተር ዲላሞ ኣቶሬ፥ ልዕሊ 616 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት" ብዝብል መሪሕ ቃል ብምትሕብባር ሊግ መናእሰይ ዝተዳለወ ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ዓፋር ኣይተ ኢሴ ኣዳም ኣጀሚረሙዎ። እቲ ወፍሪ ናይ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት ኣገልግሎት ዶብ ከቲመን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት መምርሒ ከይዲ ኣሰራርሓ ኣብ ሓደ ማእኸል ዝውዳእ ኣገልግሎት ዶብ ሞያሌ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ኮሚቴ ቁፅፅር ዶብን ስራሕን ኬኒያን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። እቲ መምርሒ…