ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ዓፋር 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዘወዕል 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ድጋፍ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ አወል አርባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምህላጥ ሃፍቲን ምዝገባን እቲ ኮሚሽን ኣይተ መስፍን በላይነህ፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ናይ “ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ምንቅስቓስ ፊርማ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሀሰን "ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት" በዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገራዊ ወፍሪ ምንቅስቓስ ፊርማ ኣብቲ ክልል ብዕሊ ኣጀሚሮም። ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰን ነቲ ወፍሪ ብዕሊ ኣብ ዘጀመርሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ብሓባር ደው ክንብል ይግበአና- ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ብሓባር ደው ብምባል ኣብ ዓለም ዘለና በፅሒትን ረብሓን አሐሊና ክንፀንሕ ኣለና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ መዓልታት ኣብ ትዊተር ገፆም ኣስፊረሙዎ ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተልዓለ ሓይሊ ብምድምሳስ ዘይርሳዕ ታሪክ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኢትዮጵያውያን ኣብ ጎንፂ ሕድ ሕድ ንክኣትዉ ልዑል ምንቅስቓስ እናገበረ እንተፀንሐ እንትኸውን፥ ናይ ጥፍኣት ተንኮል እቲ ግብረ ራዕዲ ዝተገንዘበ ህዝቢ ብስምዒት ኢትዮጵያውነት ሓደ ብምዃን ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምውዳእን ኢትዮጵያ ንምፍራስን ዝተልዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት 50 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢትዮጵያ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት 50 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ንብሄራዊ ክልላዊ መነግስቲ ኣምሓራ ኣረኪቦም። ብምንይችል ኣዘዘው …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ካብ መንጎ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ድጋፍ እቲ 350 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ 35 ሚሊየንን 134 ሺሕን 128…
ኮሮናቫይረስ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 302 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 302 ሺሕን 400 ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ። እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵታ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መፅለሊ ጣቢያታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ምድጋፍ ጎኒንጎኒ ገዛ ንገዛ ኣብ ፀገም ዝወደቑ ዜጋታት ንምድጋፍ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፅለሊ ጣቢያታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ምድጋፍ ጎኒንጎኒ ገዛ ንገዛ ኣብ ፀገም ዝወደቑ ዜጋታት ንምድጋፍ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ፍሉይ ትኹረት ኣብ ክሊ ዘድሊዮም ቦታታት ዘለዉ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ድጋፍ ዘፍፀም ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ዞባ ሰሜን ወሎ እኹል ክትትል ጥዕና ምርካብ ዝግበኦም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ዞባ ሰሜን ወሎ እኹል ክትትል ጥዕና ምርካብ ዝግበኦም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ጥዕና እቲ ዞባ ወይዘሮ ሰላማዊት አያሌው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝልኡ፥ ኣብቲ ዞባ 6…