Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ንርህወሓትን ሸኔን ሓገዝ እናገበሩ ዝነበሬ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ምርመራ እናተገበረ ይርከብ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንርህወሓትን ሸኔን ሓገዝ እናገበሩ ዝነበሬ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ ምርመራ እናተገበረ ይርከብ - ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ እቲ ዓቃቢ ሕጊ ኣይተ ኣዩብ ኣሕመድ፥ ምስ ፌዴራላዊ ሓበሬታን…

ብምዝውዋር መዓወኒ ሓሽሽ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ነገሌ ብምዝውዋር መዓወኒ ሓሽሽ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምክልኻል ገበን መምርሒ ፖሊስ ዞባ ጉጂ ዋና ሳጂን ጉተማ ሳፋይ፥ ብቕድሚ ትማሊ ኣብታ ከተማ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ክኣትዉ ዝነበሩ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ባቢሌ ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተታሓዙ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ዋና ሓላፊ ሚዲያ ኮሙዩኒኬሽን ፖሊስ ኮሚሽን እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጎሹ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ሚኒስቴር ጥዕናን ፖሊስ ፌዴራልን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ፖሊስ ፌዴራል ተዛቲዮም። ሚኒስተ ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ሳህራላ ኣብዱላሂ፥ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ሃገርና እናተጋደደ ብምምፅኡ ሚኒስቴር ጥዕና ዘቐመጦም…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ዓሌት ኮቪድ-19 ዴልታ ልዑል ጉድኣት እናስዐበ ይርከብ – ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ዓሌት ኮቪድ-19 ዴልታ ልዑል ጉድኣት እናስዐበ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ተዛሪቦም። ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ብፍላይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ምስፍሕፋሕ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ በቲ…

ንተፈናቐልቲ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዝተገበሩ ድጋፋት ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዝተገበሩ ድጋፋት ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረኪቡ። ካብ ሽዱሽተ ዩንበቨርስቲታት ዝተኣከቡ እቶም እታዎታት ምግብን ናውቲን፥ ክልል ዓፋር ምስ ትግራይ ኣብ ዘዋስኑ ከባቢታት ጉጅለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሳላምን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላው ኣብ ኮሌጅ ፖለስ ስልጠና ዝወሰዱ 259 መናእሰይ ተመሪቖም። ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 32 ኣባላት ፖሊስ እንትኾኑ፥ ዝተረፉ ድማ ወለንታውያን ኣኽበርቲ ሰላም ስፖርተኛታት ማርሻል ኣርት ኢዮም።…

ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ግሪክ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  4መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ግሪክ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቴሜስቶክሊስ ዲሚትሪስ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን እዋናዊን ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣምባሳደር ደሚቱ፥ ህንፀት ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ዶክ…

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ዘድሃበ ዘተ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታት ኣብ 2014 ዓ.ም ኣብ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ምስ ሕብረት ኣባ ገዳታት ብምትሕብባር ዝተሰናድአ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ…

ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ። ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ርከብ ህዝብን ዓለም ለኸን እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ኣለምእሸት ተሾመ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ድልየት ዕዳጋ ብዘገናዘበ መልክዑ…