ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፥
እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ስልጠና ተኹሲ፣ ሜላን ኣካል ጥንካረን ከምዝወሰዱ ተገሊፁ።…