ኣብ ዓፋር ክልል ብምኽኒያት ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ልዕሊ 102 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ብሰላም ሚኒስትር ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ብሔራዊ ህፁፅ ጊዘ መተሓባበሪ ማእኸል ኮሚቴ ኣባላት ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓፋር ክልል ብምኽኒያት ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ልዕሊ 102 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ጉጅለ…