ኣብ ግንባር ዓፋር ታሪክ ምስ ዝሰርሑን ጁንታ ፀራሪጎም ምስ ዘውፅኡን ጀጋኑ ብምዃን በዓል ኣኽቢርና-ወ/ሮ ኣዳነ ኣበቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግንባር ዓፋር ታሪክ ምስ ዝሰርሑን ጁንታ ፀራሪጎም ምስ ዘውፅኡን ጀጋኑ ብምዃን ሎሚ በዓል ምኽባረን ምክትል ከንቲብ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነ ኣበቤ ገሊፀን።
ግዴታ ከይኑና ኢዩ እንበር ኣብ ሰራዊትና ዘሎ ሞራል፣ ቆራፅነትን መንፈስ ፍቕሪ ሃገርን…