ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዝሓለፈ 2013 ዓ.ም ከም ሃገር ህልውናና ዝተፈታተኑ ማሕለኻታት ዝበዝሑዋን…