ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ጭፍጨፋ ዝፍፅም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምጥፋእ ኣማራፂ ዘይብሉ ጉዳይ ኢዩ – ሜ/ጀ እንዳልካቸው ወልደኪዳን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ጭፍጨፋ ዝፍፅም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምጥፋእ ኣማራፂ ዘይብሉ ጉዳይ ከምዝኾ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሜጀር ጀነራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን ገሊፆም።
ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣዋሽ ኣርባ መሰረታዊ ስልጠና…