Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ኣብ ዩኔስኮ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ናይ መወዳእታ ፀብፃቡ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕን ኣብ ቀፃሊ ዕድል ትምህርቲ ዓለም ኣድሂቡ መፅናዕቲ ንኽገብር ብዩኔስኮ ዝተጣየሸን ዓለም ለኸ ኮሚሽን ናይ መወዳእታ ፀብፃቡ ኣፅዲቑ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ…

ፈተናታት ኩሎም ብዓወት ተዛዚሞም ገፅና ናብ ልምዓት ነዙረሉ ርሑቕ ኣይኸውንን -ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብ 2013 ዓ.ም 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ፍፁም ሰላማዊን ብዝኾነ መገዲ ምዝዛሙ፣ ካልኣይ ዙር ምምላእ…

5 ጳጉሜን መዓልቲ ብስራት ቃልኪዳን ዓወት  

ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩምን ሓዱሽ ዓመትን ካብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብስራት ቃልኪዳን ዓወት መልእኽቲ ዝመሓላለፈሉን ዕለት ኢዩ። በተጨማሪም ቀኑ በተለያዩ ኩነቶች ተከብሮ ይዉላል። እቲ መዓልቲ ክልና ባዕልና፣ ገዛና፣ ከተማናን ሃገርናን በዓልቲ ዓወት ዝገብር ውሳነ…

ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር፥ “ቃል ምኽባር እንተሃሊዩ ብስራት ዓወት ኣሎ፤ ንኢትዮጵያ ዝኣተናዮ ቃል ኪዳን…

ክልተ ተርባይናት ህዳሴ ግድብ ኣብ መፈለምታ ኣዋርሕ ሓዱሽ ዓመት ምፍልፋል ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ተርባይናት ህዳሴ ግድብ ኣብ መፈለምታ ኣዋርሕ ሓዱሽ ዓመት ምፍልፋል ክጅምራ ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መኣድንን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ ድርድር ዝተፈላዩ ፈተናታት ከምዝነበሩ…

ናይ ባንዳ ጥንካሬረ ዝፍጠር ብስቕታ ጀጋኑ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባንዳ ጥንካረ ዝፍጠር ብስቕታ ጀጋኑ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒእትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናትና ጀጋኑ ስፍርኦም እንትሕዙ ባንዳታት…

ኣብቲ በጀት ዓመት ብዓውዲ ዲፕሎማሲ ዓወት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 4 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፈተናታት እኳ እንተሓለፈት  ብዓውዲ ዲፕሎማሲ ዓወት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ካብቶም ፈተናታት ብቐዳምነት…

ዑደት ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ብኣፍሪካዊ ምትእስሳር ናይ ሓባር ተረባሕነት ዘተኮረ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዑደት ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ ኣብ ጋናን ሴኔጋልን ብኣፍሪካዊ ምትእስሳር ናይ ሓባር ተረባሕነት ዘተኮረ ኢዩ ተበሂሉ። ሓላፊት ዓውዲ ሚዲያን ዓለም ለኸ ርክብን ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬተሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዝሃብኡ…

ሓድነት ኣፍሪካ ንምዕባለ ኣህጉርና መሰረት ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነት ኣፍሪካ ንምዕባለ ኣህጉርና መሰረት ኢዩ እንትብለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ "ናይ ኣፍሪካ ጊዘ ሐዚ ኢዩ '' ኢሎም። ብተወሳኺ ''ሓቦርና ንምስራሕ ቃል…

ኣብ መዓልቲ ጅግንነት ምስ ጀጋኑ ከኽብር ምኽኣለይ ሓጎስ ተሰሚዑኒ –  ፕሬዝዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምዃን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጉድኣት በፂሑዎም ኣብ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ኣብ ሕክምና ዝርከቡ  ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ጎብኒየን፡፡ እተን ፕሬዚዳን ድሕሪ…