ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብሕብረተሰብ ክቐርብ ኢዩ – ግብረ ሓይሊ መርግጋዕ ዕዳጋ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቱ ሸመትቲ ብዝተረጋግዐ መልክዑ ንኅዕሉ ዝተዋደደ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ብብርኪ ፌዴራል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ምርግጋዕ ዕዳጋ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ዘሳለጡዎም ተግባራት ብዝምልከት ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብ800 ሚሊየን ፋብሪካታት ባኒን ሕሩጭን ክህነፁ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤትን ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክን ኣብ 10 ከተማታት ንዝስርሑ ዓሰርተ ፋብሪካታት ባኒን ሕሩጭን ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቶም ፋብሪካታት ባኒ ኣብ 10 ከተማታት ዝህነፁ እንትኾኑ፥ ፋብሪካታት ዳቦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንደጀናዊ ፍቕሪ ህዝቢ ወሎ ልዕሊ ነብሲ ዝኽፈል መስዋእቲነት እንተዝህሉ ክንገብሮ መኸኣልና – ሌ/ኮ ታየ ተክሌ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንደጀናዊ ፍቕሪ ህዝቢ ወሎን ደሴን ልዕሊ ነብሲ ዝኽፈል መስዋእቲነት እንተዝህሉ ክንገብሮ መኸኣልና” ክብሉ ሌተናል ኮሎኔል ታየ ተክሌ ገሊፆም። ማሕበር ሕብረት ስራሕን ሽርክናን ህንፀት እኒ ፍሰሃ ዳኜን ጋደጮቻቸውን ኣብ ግምባር ውጫሌ ንኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዘብፀሐለን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ሓገዝ ይጓዓዓዘለን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዘብፀሐለን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ልዕሊ 24 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ገሊፁ። እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ብዘብፀሖ ናይ ሽርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናይ ፍፃመ ፀወታ ከካይዳ ኢየን Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይሮቡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ጋንታታት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናይ ፍፃመ ፀወታ ከካይዳ ኢየን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ንኡጋንዳዊት ጋንታ ሌዲ ዶቭስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነትና ኣጠናኺርና ንፀላኢ እናሕፈርና ከም ዓወት ዓድዋ ዓወት ክንሓፍስ ኢና – ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንዘበናት ተጋሚዶምን ተፋቲዮምን፣ ተሓጋጊዞምን ተዋሂዶምን ዝነበሩ ክ,ህዝቢታት ኢዮም ኢሎም። ኣብ ሓድነትና ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዘሐደሶም ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 9 ዘሐደሶም ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ። እቶም መንበሪ ኣባይቲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ንተረባሕቲ ኣረኪቦምዎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ሓዱሽ ኣርምኡ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣርማ ከምዝቐየረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዘፍለጦ ሓዱሽ ኣርማ ካብ 2 ጳጉሜ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ተፈፃሚ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ክልል ቅድም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ላዕለዎት ሓለውቲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ላዕለዎት ሓለውቲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ላዕለዎት ሓለውቲ ኣቦታት እቲ ጉባኤ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተረኺቦም ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብ ተዓዚቦም። ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ክልል ጋምቤላ ዝገብሮ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ጋምቤላ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…