ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጅግንነት ብዙሕ መልክዕ ከምዘለዎ ገሊፆም፡፡ ብማዃኑ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ሚኒስትር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ፍርያት ዝራእቲ ክረምቲ ናብ 342 ሚሊየን ኩንታል ክብ ከምዝበለ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ብትሑት ትሕዝቶ ዝፈሪ ዋና ዋና ዝራእቲ ክረምቲ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2003…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4 ጳጉሜን መዓልቲ ጀግንነት Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን “ጀጋኑ ሃገረይ ከኽብር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቓል መዓልቲ ጀግንነት ክኽበር ኢዩ። ኣብዚ መዓልቲ ብፍሉይ ብዋጋ ዘይትመን ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ሰላምን ክብሪን ሃገር ንምኽባር ደው ዝበሉ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ…
ስፓርት ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ነቲ ውድድር ብ12:58.65 ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣሰልጠኖም ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣሰልጠኖም ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ኣመሪቑ። ዳይሬክተር ጀነራል ኣገልግሎት ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ልዑል ሓላፍነትን እምነትን ዝተውሃቦም ኢዮም ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛተዮም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ዶክተር ሼከሃር ሜሂታ ተዛተዮም። ሼክሃር ሜሂታ ትካሎም ትምህርቲ ንምስፍሕጻሕ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምብቃዕ፣ ንደቂ ኣኒስቲዮ መሐለዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ስቴቨን ኦማም ዎሬ ተዛቲዮም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኣምሓራ ብዝኸፈቶ ወረራ ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ምፍንቓሎምን ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብያተ ትምህርቲን ሆስፒታላትን ምዕናው ብገበን ኲናት ክረአ ኣለዎ”- ኣትሌት ሻለቃ ኃይሌ ገብረሥላሴ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት “ኣብ ኣብያተ ትምህርቲን ሆስፒታላትን ዘብፅሖ ዘሎ ዐንወት ብገበን ኲናት ክረአ ኣለዎ” ከብል ኣትሌት ሻለቃ ኃይሌ ገብረሥላሴ ተዛሪቡ። “መን ምስ መን እኳ ከምዝተጋጨወ ዘይፈልጡ ህፃናትን ኣብያተ ትምህርቲን ምዕናው ብምንታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ 46 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ማሽን መመርመሪ ቲቢ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 46 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ማሽን መመርመሪ ቲቢ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ። ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ እቲ ማሽን ንሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዘረከበአን ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንፁሃን ዜጋታት ኣብ መገዲ ሰሪዑ ከምዝረሸነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ዜጋታት ኣብ መገዲ ሰሪዑ ከምዝረሸነ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባት ቀበሌ ጭና ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቀበሌ ጭና ንፁሃን ብግፍዒ ምጭፍጫፉ፤ ናይ 6 ወርሒ ህፃን ቆልዓ ኣብ ሕዝሊ…