ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመከላከያ ሰራዊት 60 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 3፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመከላከያ ሰራዊት 60 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ነቲ ድጋፍ ዘረከቡ ናይቲ ዩኒቨርሲቲው ፕሬዚዳንት ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና÷ እቲ ድጋፍ ምምሕዳራዊ ወፃኢታት ብምቕናስን ካብ ሰራሕተኛታት ብምትእኽኻብን ከምዝኾነ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ክልቲኣዊን ጉዳያት ኣፍሪካን ብሓባር ክሰርሓ ኢየን-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ክልቲኣዊን ጉዳያት ኣፍሪካን ብሓባር ክሰርሓ ኢየን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጋና ንዝተገበረሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናና አኩፎ አዶ ኣመስጊኖም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀበሌ ጭና ተክለሃይማኖት ብህወሓት ዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ዜጋታት ቁፅሮም ልዕሊ 200 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባት ቀበሌ ጭና ተክለሃይማኖት ብህወሓት ዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ዜጋታት ቁፅሮም ልዕሊ 200 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ነበርቲ እቲ ቀበሌ ዝኾኑ መሰኻኽር ዓይኒ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ 29 ነሓሰ 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ እዋናዊ ፀገም ንምፍታሕ እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ -ኣምባሳደር ጃፓን Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ እዋናዊ ፀገም ንምፍታሕ እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ ክብላ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ጉዕዞ ልምዓት ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ምስ ጃፓንን ካልኦት ሃገራትን ዘለዋ ረኽቢ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ፈንቲ ረሱ ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ነፃ ኮይና Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መከላከያ ሰራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር፣ ሚሊሻን ህዝባዊ ሰራዊትን ህወሓት ወረራ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ንምልቃቕ ብዝገበርዎ ቃልሲ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ካብ ክልል ዓፋር ዞባ ፈንቲ ረሱ ሙሉእ ንሙሉን ምውፃእ ከምዝኸኣሉ ተገሊፁ፡፡ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወሰን…
ቢዝነስ ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ከምዘሎ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ። እቲ ዓውዲ ንምምሕያሽ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ድማ ኣብ 2013 ዓ.ም ን116 ሺሕን 936 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ካብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 454 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)454 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ኣባይቲ ከቢድ መሳሪያ ብምትኳስ ነበርቲ ንክፈናቐሉ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ደብረ ዘቢጥ ከተማ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ዝሓዘሉ እዋን ኣብ ልዕሊ ኣባይቲ ከቢድ መሳሪያ ብምትኳስ ነበርቲ ንክፈናቐሉ ከምዝገበረ ተገሊፁ። ወይዘሮ ዘውዲቱ ጎበና ኣብ ሰሜን ወሎ ዞባ መቄት ወረዳ ደብረ ዘቢጥ ከተማ ነባሪት ኢየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ክልል ዓፋር ብዙሓት ሚሊሻታት ይስልጥኑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ክልል ዓፋር ብዙሓት ሚሊሻታት ይስልጥኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ጎኒ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምስላፍ ናይ ህወሓት ጁንታ ንምድምሳስ ስልጠነኦም ኣብዚ ሰሙን ብምውዳእ ከምዝምረቑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 17 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 17 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን። ሚኒስቴር እቶት፣ ጉምሩክ ኮሚሽንን ብሔራዊ ሎተሪ ምምሕዳርን 11 ሚሊየን፣ አለርት ሆስፒታል 6 ሚሊየን፣ ከድር ዓሊ ጄኔራል ትሬዲንግ 500 ሺሕ፣ ኢት ኮንሰልታንት…