Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ዩኤንኤችሲአር ካብ ትግራይ ወፅዮም ኣብ መዕቖቢ ጣቢያ ሱዳን ዝነበሩ ስደተኛታት ቁፅሮም ከምዝቐነሰን ኣበይ ከምዘለዉ ከምዘይፍለጥን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኤችሲአር) ካብ ትግራይ ወፅዮም ኣብ መዕቖቢ ጣቢያ ሱዳን ዝነበሩ ስደተኛታት ቁፅሮም ከምዝቐነሰን ኣበይ ከምዘለዉ ከምዘይፍለጥን ገሊፁ።   ዩኤንኤችሲአር ካብ ክልል ትግራይ…

ሰናይ ምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልታት ተግባር ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልታት ተግባር ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ብምርካብ ንዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን  መኣዲ ኣካፊለን።…

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ  671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ  671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ  ካብ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ካብ ካልኦት መኣድናት 10 ነጥቢ 42  ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።…

ኣብ ምብራቕ ኣምሓራ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ንተፈናቐልቲን ሓይሊታት ፀፅታን ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣምሓራ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ብ1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃኢ ንተፈናቐልቲን ሓይሊታት ፀፅታን ድጋፍ ገይረን። ናይ ደብረብርሃን ዩኒቨርስቲ፣ መቅደላኣምባ ዩኒቨርሲቲን ወሎ ዩኒቨርሲቲን ብሓባር ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ…

ኣብ ሕድሳት ዝነበሩ 1 ሺሕን 845 ኣባይቲ ንሰብዋና ታት ርኽክብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኣብ ሕድሳት ዝነበሩ 1 ሺሕን 845 ኣባይቲ ንሰብዋናታት ርኽክብ ብምርካብ ይካየድ ኣሎ። እቶም ኣባይቲ ንኣረጋዉያን፣ ጉዳኣት ኣካልን ዓቕሚ ዘይብሎምን ኢዩ ርኽክብ ተኻይዱ። ገዛ ናይ ምሕዳስን መሰረታዊ ናውቲታት ገዛ ናይ…

ዑደት ዳያስፖራ ዘተሓባብር ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ መፈለምታ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይድዎ ዑደት ዘተሓባብር ጉጅለ ልኡኻት ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሓለፍቲ ስራሕ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣቀባብላ…

መቓበር እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅልጣፍ ንርከብ-ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህዝብን መንግስቲን ዝሃበና ሓደራ ብምቕባል መቓበር እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅልጣፍ ንርከብ” ከብሉ ኣብ ገንባር ወሎ ዝተሰለፉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሶማሌ ገሊፆም። ሃገር ንምፍራስ ትልሚ ብምውፃእ ወረራ ዝፈፀመ ጉጅለ ትህነግ ብሓበራዊ ቃልሲ…

ግብረ ራዕዲ ብኣንፈት ህዳሰ ግድብ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ንምክያድ እንተፈተነ እውን ኣይሰመረሉን- ሌተናል ጀኔራል አስራት ዲኔሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ብኣንፈት ህዳሰ ግድብ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ንምክያድ እንተፈተነ እውን በሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን ዋና መተሓባበሪ ኮማንድ ፖስት ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ መተከልን ኣይሰመረሉን- ሌተናል…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ዳህሳስ ኣብዚ ሰሙን ክጅመር ኢዩ። ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ማእኸል ምትሕብባር ህፁፅ ጊዜ ሰሙናዊ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ዝተጀመሩ ተግባራት…

ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምን-ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምንክብሉ -ሚኒስትር መኣድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እዚ ድማ ንሃገር ዋልታ ዝኾነ ሃፍቲ መኣዲና ብኣግባቡ ብምጥቃምን…