ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 129 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)129 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኢዩ! Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ኢትዮጵያዊነትና ሓደ መግለፂ ከም ምዃኑ መጠን ዘበን ተሻጋሪ፣ ሕሊና ንፁሃንን ፍፁም ብዝኾነ ናይ ምልጋስ መንፈስ ሓደ ነቲ ካሊእ ዘለዎ ብምሃብን ብምክፋልን ክብሪታት ኢትዮጵያዊነት ምቕፃል ካብ ኩላትና ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ጉጅለ ልኡኾምን ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣክራ ጋና ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣክራ ጋና ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ፕሬዚደንት ናና ኣኩፎ-ኣዶን ክራኸቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፍልፍል- ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጵጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም “ ሰናይ ምግባር ቅንዕናን ምሃብን ዝሓዘ ኢዩ” ኢሎም። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ተዘርጊሑ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ከምዝተዘርገሐ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ማዓዛ ኣሸናፊ ገሊፀን። ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ማሕበር ጉድኣት ኣካል መበል 20 ዓመቱ ሎሚ መዓንቲ ኣኽቢሩ። እተን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጭና ቀበሌ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ገበን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዳባት ወረዳ ጭና ቀበሌ ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጭና ቀበሌ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ናይ ዘርኢ ምጥፋእእ ገበን ከምዝፈፀመ ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ዳባትን ደባርቕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝገበሮ ሓገዝ፥ ግምቶም ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝኾኑ ዘይቲ፣ ፍርናሽ፣ ሽኮር፣ ሳሙና፣ ኮቦርታ፣ ኣንሶላን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ዝጨፍጨፎም ናይ ንፁሃን ሰባት ጅምላ መቓብራት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባትን ጣቢያ ጭና ተክለ ሃይማኖትን ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ብግፍዒ ከምዝዝጨፍጨፈ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው…
ስፓርት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ስዒራ። ኢትዮጵያ ስዒራ ንኽተወፅእ ብሕታዊት ዘቑፀረ ኣስቻሉ ታመነ ብፍፁም ቅላዕ ከምዘመዝገባ ካብ ኩዐሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓብረታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረምን ዓውደ ምርኢትን ተመረቕቲ ተምሃሮን ቆፀርቲ ትካላትን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ተመረቕቲ ተምሃሮን ካብ 300 ዝበልፁ ቆፀርቲ ትካላትን ዝሳተፉሉ ፎረምን ዓውደ ምርኢትን ስራሕ ተጀሚሩ። እቲ ዓውደ ምርኢትን ፎረምን ዘሰናድኡዎ፥ ደረጃ ዶት ኮም ምስ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ካልኦት ትካላት ብምትሕብባር…