ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻልን ንፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻልን ንፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን 19 ሚሊየን 292 ሺሕ ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ኣታዊ ምግባሩ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣካቢ አቲ ኮሚቴን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ተፀዋዒት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ተፀዋዒት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ እሌኒ ካይሩ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝቕፅሉ ዓማውቲ ዘላቒ ልምዓት ከተማታት ንምርግጋፅ ኣብ ዝተቐረፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ልዝበ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ምስ ወለዲ ተምሃሮ ተኻይዱ። ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ መዕበዪ ግንዛበ፥ ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምመ፣ሕዳር ከተማታትን ዝተውፃፅኡ ወለዲ ተምሃሮ ተሳቲፎም፡፡ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በዝተጎዓዓዘ ብዝሓትን ዝተረኸበ ኣታዊን ፅዕነት ኮንቴነር ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ብርኪ ሒዛ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በዝተጎዓዓዘ ብዝሓትን ዝተረኸበ ኣታዊን ፅዕነት ኮንቴነር ካብ ዓለም መበል 47 ከምኡውን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ብርኪ ከምዝሓዘት ፀብፃብ ዓለም ለኻዊ ትካል ሓይሊ ባሕሪ(ኣይ ኤም ኦ) ምግላፁ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ኣፍሊጡ ። ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ወሎ ህወሓት ዘዕነዎም መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ናይ ባዕልና እናተዋፃእና ንርከብ – መምርሒ መሃንዲስ እዚ እቲ ግምባር Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ወሎ ህወሓት ዘዕነዎም መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ንወፍሪ ህልውና ናይ ባዕሉ ግደ እናተዋፅአ ከምዝርከብ ሓላፊ መምርሒ መሃንዲስ እዚ እቲ ግምባር ገሊፆም። እቲ መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ንወፍሪ ኣብ ዝተዋፈረሎም ቦታታት ዘሊቑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደስታ ሌንዳሞ ኣብ ዞባ መተከል ሰላም ንምኽባር ዝተዋፈሩ ፍሉይ ሓይሊታት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌንዳሞ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዝባጤ ሰላም ንምኽባር ዝተዋፈሩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሲዳማ ጎብኒዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ “ትንሳኤ ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ሓይሊታት ክብራ ንምካእ ክፍትኑ ይኽእሉ ኢዮም፤ ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበረ ጸባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ። ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ዓፋር ወረዳታት ኣውራን ጉሊናን ካብ ግብረ ራዕዲ ውሀሓት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ዓፋር ወረዳታት ኣውራን ጉሊናን ካብ ግብረ ራዕዲ ውሀሓት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህሓት ትማሊ ዕለት ካብ ዞባ ፈንቲ ረሱ ወረዳ ኡዋ ብፍሉይ ሓይሊ፣ ሊሻን ህዝባዊ ሰራዊትን ለቒቑ ክወፅእ ተገሊፁ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ካብ ክብራ ትሕት ከይትብል፣ ብዝነበረቶ ኩርዓት ክትቅፅል ንምግባር ዝተዳለኹም ናይ ቁርፂ መዓልቲ ውላድ ኢትዮጵያ ኢኹም – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)”ሃገር ካብ ክብራ ትሕት ከይትብል፣ ብዝነበረቶ ኩርዓት ክትቅፅል ንምግባር ዝተዳለኹም ናይ ቁርፂ መዓልቲ ውላድ ኢትዮጵያ ኢኹም” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ዝገበርዎ ድጋፍ ኣብ ከተማ ሰመራ ብምርካብ ሎሚ ንክልል ዓፋር ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦም። ብተወሳኺ ኣብ ክልል…