ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምሕዋስ ህልውና ሃገር ክሕልዉ ከምዘለዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምሕዋስ ህልውና ሃገር ክሕልዉ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ነበርቲ ከተማ ኮምቦሊቻ መድረኽ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣይተ ፍስሃ ወልደሰንበት ከምዝበልዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኣብ ዓውዲ መዓድን ሕጊን ስርዓትን ንምኽባርን ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሖም። ፍልፍል፥ኢቢሲ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቻይና “ኢነርጂ፣ ንብረት ኣየርን ከባቢን” ብዝል መሪሕ ቃል ኣብ ምንካይ ልቀት ካርበን ዘድሃበ ታዩኣን ኢነርጂ ትሑት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራቤት እቲ ድምፃዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ሰናይ ተግባራት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ዝሓለፈ በጀት ዓመት Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ሰሪሑ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንምሕጋዝ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን “ደምና ንሰራዊት ምክልኻል” ብዝብል መሪሕቃል ንሰራዊት ምክልኻል ደም ዝለገሱ እንትኾኑ፥ ናይ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ተረኺቡ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቡ። እቲ ጉጅለ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቐፅለዐሉ ኣብ ዝርከበሉ ግምባር ማይ ፀብሪ ተረኺቡ ኢዩ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ እናቕረበ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉራጌ መሰረታዊ ናይ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ መሰረታዊ ናይ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም። ኣብ ደቡብ ክልል ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን እና ናይቲ ክልል ሰላምን ጸጥታን ቢሮ ሓላፊ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ÷ ሃገርና ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓሌት ዴልታ ኮቪድ-19 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ዴልታ ኮቪድ-19 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቁፅሪ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙ፣ ብፅኑዕ ዘሓመሙን ህይወቶም ዝሓለፉን ዜጋታት ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሰልጠንቲ ወታደራት የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሰልጠንቲ ወታደራት የመርቕ ኣሎ። እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ምርቓቱ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ከምኡውን ናይ ሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ዝተረኸብሉ…