Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዘጓዓዓዞ ኣፅዋር ንሃደና ዝውዕልን ግቡእ ፍቓድ ይሕለፍ ዘማለአን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዘጓዓዓዞ ኣፅዋር ንሃደና ዝውዕል፣ ሕጋዊን ግቡእ ፍቓድ ይሕለፍ ዘማለአን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ወኪል ዜና ሱዳን ሱና፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ናብ ሱዳን ዘእተዎ ዘይሕጋዊ ኢዩ ተባሂሉ ምርመራ…

ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምትሕብባር ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ፥ እዋኑ ዘሓቶ…

ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝሃ ባህል፣ ብዝሃ ቋንቋ፣ ብዝሃ እምነት፣ ብዝሃ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ  ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 01 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…

ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ን4ይ ግዘ ገይሮም። እቲ ክልል ኣብ ኣርባዕቲኡ ዙር 295 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዓይነትን ጥረ ገንዘብን ሓገዝ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ።…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፕሬዚዳንት ወይዘሮ መአዛ ኣሸናፊ፣ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ፣ ሚኒስትራትን ካልኦት…

ናይ ማሕበረሰብ ድጋፍ ኣብ ልዕሊ ጁንታ እነመዝግቦ ንዘለና ዓወት ናይ ባዕሉ ብፅሒት ኣለዎ- ጄነራል መሀመድ ተሠማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ ናይ መከላከያ ሠራዊት ኣብ ደሴ ከተማ ዝርከቡ ብሆቴል ቱሪዝም ዘርፊ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ነቲ ሰራዊቱን ክሳብ ግንባር ብምኻድ ስንቂ ኣቕሪቦም። ጄነራል መሀመድ ተሠማ ከምዝበልዎ፥ ናይ ፀላኢ ሓይሊ ይቕፃዕ ኣሎ÷ እዚ እውን…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ። "ንክብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ፤ ክዝምር ኢየ! " ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 100 ተሽከርከርቲ  መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 3 ሺሕን 500 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 100 ተሽከርከርቲ  መቐለ ኣቲየን። እቲ ፅዕነት ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢሎም ዝተውሓቡ  ምግቢን ካልኦት ሰብኣዊ ናውቲታት ሓገዝን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፍልፍል:- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ናይዚ ዓመት ሽልማት “በጎ ሰው” ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ሓላፍነት ስራሕ መንግስቲ ብብቕዓት ብምውፃእ ናይዚ ዓመት ሽልማት "በጎ ሰው" ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ ኣብ ኣዲስ…