Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ቀፅሪ ቴፒ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም። ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ኣብ ቀፅሪ ቴፒ ንመበል 13 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 38 ተምሃሮኡ ፅባሕ ከምርቕ ኢዩ። እቶም ተመረቕቲ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ባሂ ዓብዲ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ከባቢ ዶብ ዘሎ ጉዳይ ፀፅታን ኤምግሬሽንን ከምኡ እውን ልውውጥ ባህሊ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣድሂቦም…

ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ሎሚ ኣካይደን። እተን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዘካየድኡ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ዝተፈላለዩ መፈክራት ኣስሚዐን። ኣብቲ ሰልፊ ኣባላት ሊግ…

ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታኽሲን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሪ ዋጋ ኣብ ሕብረተሰብ ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታክስን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ሸቐጣት…

ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ማዕቐፍ ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምድጋፍ ዘኽእል ኢዩ። ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ…

ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ብጅግና መከላከያ ሰራዊት ተደምሲሱ። በዚ ተልእኾ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትዕንቓፍ ብሱዳት ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከሩ 50 ናይቲ ግብረ ራዕዲ መልእኽተኛታትን ናይ ጁንታ ተቖፀርቲን…

ፀጋታት ሃገርና ብመፅናዕቲን ምርምርን እንተተሓጊዞም ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፎም ንኣፍሪካ ክቕይሩ ይኽእሉ ኢዮም – ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ )”ፀጋታት ሃገርና ብመፅናዕቲን ምርምርን እንተተሓጊዞም ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፎም ንኣፍሪካ ክቕይሩ ይኽእሉ ኢዮም” ክብሉ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ ተዛሪቦም። ኣብ ኩሎም ሴክተራት ዝሰርሑ ስራሕቲ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንሆስፒታል ዓፋር ዱብቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓፋር ዱብቲ ናይ ናውቲን መድሓኒትን ድጋፍ ከምዝገበረ ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት እቲ ማሕበር ኣሊ ሶሃሊህ ገሊፆም። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ንዘበናት ወለዶ ብዘሃንፁን ንኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ሙዚቃን…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 18 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 18 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ኣብ…