Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ጋንታ ስፖርት ምክልኻል ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ሓይሊታት ጦር ንዝርከቡ ጉዱኣት ኣካል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስፖርት ምክልኻል ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ሓይሊታት ጦር ንዝርከቡን በቲ ኲናት ንዝተጎድኡን ዜጋታት ልዕሊ190 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎም ክዳውንቲን ኣቑሑት መናፅሂን ሓገዝ ገይሩ። ተወካሊ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ካብ ነበር ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ ኣወዳድባ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን እናተሰርሑ…

ኣባላት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቕረቦ ረቂቕ ውሳሳ ንኸፅነዖ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣባባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ኣባላት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ረቂቕ ውሳሳ ደጊሙ ንኽሪኦ ሓቲቶም። እቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ዝምልከትን ምስ እዋናዊ ኩነታት መንግስቲ…

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣባባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ዝተሾሙ ኣይተ ኣደም ፋራህ ካብ ነበር ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ…

ትካላት ኣብ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ልዑል ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ – ኤመደኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ኢትዮጵያን ህዝባን ተሓባበርቶም ካብ ውሽጢንፃኢን ኮይኖም ምህዳር ሳይቨር ብምጥቃም ኣብ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታትን መስመራት ሓበሬታን ቐጥታ መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናገበሩዎ ዝርከቡ ፈተነ ከምዘይተዓወተ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን…

ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንሳዊት ማሪያ ሬሳን ሩሲያዊ ድሚትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2021 ኮይኖም። ክልቲኦም ሰባት ተዓወትቲ ክኾኑ ዝኸኣሉ፥ ዴሞክራሲን ሰላምን ንኸዓስል ሓሳብ ብናፅት ናይ ምግላፅ መሰል ንኽኽበር ብዘበርከቱዎ ኣስተዋጽኦ ከምዝኾነ…

ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እነኳ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምምራፆም መልእኽቲ እነኳ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ፍልፍል፦ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ዱግዳ ብክላስተር ኣብ ዝፈሪ ፍረ ፓፓዬ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ዱግዳ ኣብ 10 ሄክታር መሬት ብክላስተር ኣብ ዝፈሪ ፍረ ፓፓዬ ዑደት ብምግባር ንሓረስቶት ኣበረታቲዑ። ከም ክልል ኦሮሚያ ኣብ 1 ሺሕን 200 ሄክታር መሬት ፍርያት…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት አትዮጵያ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ንዝነብራ ዘኽታማት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት አትዮጵያ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ንዝነብራ ዘኽታማት ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ገይሩ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ተረኺቦም እቲ ሓገዝ ኣረኪቦም። እቲ ጉባኤ ዝገበሮ ሓገዝ ምስ ቤተ ክርስቲያን…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም  ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም  ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ሳልሳይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ። ናብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ንምሕላፍ ኢትዮጵያ ምስ ጋና፣ ዚምባብዌን ደቡብ ኣፍሪካን…