ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፀብፃብ ሲኤንኤን ናይ ሕሶት ፀብፃብ ኢዩ ክብል ተቓዊሙ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋራት ኣጓዓዒዙ ዝብል ብሲኤንኤን ፀብፃብ ናይ ሕሶት ፀብፃብ ከምዝኾነ ዝቃወም መግለፂ እቲ ትካል ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኣባል ኣይኤቲኤንን ስታር ኣሊያንስን ብምዃን ንኣፍሪካን ዝተረፋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ልዕሊ 600 ሺሕ ዜጋታት ንጉድኣት ተቓሊዖም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ እናተስፋሕፈሐ ብዝመፅአ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ብውሑዱ 623 ሺሕ ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ብዙሓት ሰባት መረበቶም ሓዲጎም እናሃደሙ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ ኣብታ ሃገር ዝወቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝገጠሙዋ ፈተናታት ንምስጋር ኣባላት እቲ ሓዱሽ ካቢኔ ብልዑል ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግባእ – ሙሁራን Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዝገጠሙዋ ፈተናታት ንምስጋር ኣባላት እቲ ሓዱሽ ካቢኔ ብልዑል ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ከምዝግባእ ሙሁራን ኣገንዚቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዝተዘርአ ግራውቲ ኩታ ገጠም ጣፍ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ መምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዝተዘርአ ግራውቲ ኩታ ገጠም ጣፍ ጎብኒዮም። ኩታ ገጠም ሕርሻ መፍረያይነት ሓረስታይ ኣብ ምድንፋዕ ውፅኢት ምምፃእ ከምዝጀመረ እቶም ርእሰ ምምሕዳር። 193…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት መውሃቢ መራኸቢታት ብዲጂታል ካርታ ጎግል ናየ ምምዝጋብ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ምስ ጎግልን "ኣፍሪካ 118" ምስ ዝተብሃለ ትካላን ብምትሕብባር መራኸቢ ቦታ ኣብ ጎግል ንምምዝጋብ ዘኽእል ስልጠና ንሰብሞያ ትካላት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ክልላት እናሃበ ይርከብ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝሓዞ ትልሚ ንኸዕውት ብፅሒትና ክናዋፃእ ኢና – ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ መንግስቲ እዛ ሃገር ካብ ዘጋጠማ ሕልኽላኽ ፀገም ኣናጊፉ ተስፋ ዝተነበረሉ ጉዕዞ ምዕባለ ንኽገብር ኣብ ጎኑ ብምዃን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ንምግባር ከምዝተዳለወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትልሚ ልምዓት “ፍኖተ ምዕባለ” ዓሰርተ ዓመት ንምዕዋት ግደ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ፍጹም አሰፋ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት “ፍኖተ ምዕባለ” ዓሰርተ ዓመት ንምዕዋት ግደ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን። ሚኒስቴር ፕላንን ትልሚን ኣብ ዝቕፅሉ 1 ዓመታት ኢትዮጵያ ንምዕዋት ዘንበረቶ ትልሚ…
ቢዝነስ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 692 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ካብ ወፃኢ ንግዲ 692 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፥ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ እቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ብመንፅ ትልሚ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዝተሃቀነ 424…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቅርበት ዘለዎም ፍልፍላት ኣረጋጊፆም። ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥምረት ብምፍጣር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተወሰኑ ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ሚኒስትር ትምህርቲ ኮይኖም ዝተሾሙ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ነበር ሚኒስትር ትምህርቲ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ነበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ዕዮ…