ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ምስ ዝተመርሐ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኣምባሳደር ባርሊ ሻሮን ምስ ዝተመርሐ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምክብባርን ሓበራዊ…