ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1.5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዘብፀሖ ዕንወት ካብ ከባቢ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደሴ…