ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ድጋፍ ሞሽን የድምፅ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረበኦ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ የድምፅ ኣሎ። ዝርዝር እቲ ሞሽን ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ፈሉይ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ የኢፌዴሪ ኘሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኤጀንሲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ እቲ ሓገዝ ካብ መላእ ኣባላት ኣመራርሓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ንጉሆ ካብ 3፡30 ጀሚሩ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ ንጉሆ ካብ 3፡30 ጀሚሩ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ ፅባሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ የኢፌዴሪ ኘሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃን ህዝበ ውሳነን ኣብ ዝተኻየደሎም ከባቢታት ውፅኢቶም ደሚሮም ዝወድኡ ክልላት መረፃ ናብ ማእኸል እናምፅኡ ከምዝኾኑ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ኣብ ዝተኻየደ መረፃን ህዝበ ውሳነን ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን ሶሊያና ሽመልስ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝተኻየደ መረፃን ህዝበ ውሳነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣይተ ግርማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ርኽክብ ስራሕን ምስ ኣባላት ማኔጅመንት ምፍላጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጣየሸ መንግስቲ ኣብ ሰላምን ኢኮኖሚን ኣቐዲሙ ኣድህቦ ገይሩ ክሰርሕ ኣለዎ – ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዚ ዝተጣየሸ ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ሰላምን ኢኮኖሚን ኣቐዲሙ ኣድህቦ ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ በዓል ሽመትን ምስረታ መንግስቲን ዘነጋገሮም ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸላይ ምድብ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምድብ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣባላት ሰራዊት እቲ ምድብ ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መዓርግ ሂቡ። ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ንሎጂስቲክስ ብርጋዴር ጀነራል ነገራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ጀሚሩ በዓል ሓዱሽ ዓመት፣ በዓል መስቀል፣ መዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዴን፣ በዓል ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ስነ-ስርዓት በዓል ሽመትን ብዘይ ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘሙ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ርክብ ክህልወና ኢዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ርክብ ክህልወና ኢዩ” ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ርክብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት ከምዝኾነ እቶም ሓለፍቲ…